ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ኣፅቢ ንቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉልዑ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ፅሬት: ሕትመት : መቀያየሪ ኣቅሑት መኪና : መቀያየሪ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናፅገና ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ኣፅቢ ናይ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዝውዕላ ሞተር ሳይክላት ኣወዳዲሩ ክፅግን ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ/ሰብ ሞያ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 23, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:ፅገና ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት / ናዉቲ ቤት ዕዮ/ ፣ ሞተር ሳይክል ጉልበት ዋጋ ፣ ኣብ ከተማ ሳምረ ግልጋሎት ዝህብ ኣጫሪቱ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 11, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳሓርቲ ሳምረ ጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ሞተር ሳይክላት ዝጥቀማሉ ናይ ፅገና ግልጋሎት ንምርካብ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእኸል ኣድያቦ ብናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት በጀት ዝክፈል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰርን፣ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ መኪና ጉልበት ሰርቪስ ፣ ናይ ሞተር ሳይክል ጉልበት ሰርቪስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክግልገልን ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 2, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንፅገና ሞተርሳይክልፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ ንወረዳ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት፣ ሞተር ሳይክል ጉልበት ዋጋ ፣ ኣብ ከተማ ሳምረ ግልጋሎት ዝህብ ኣጫሪቱ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳሓርቲ ሳምረ ጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ትል/ፋይ/ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ኣብ ክፍለ ከተመኡ ንዝርካባ ሴክተራት ኣጎልግሎት ዝዉዕላ ናይ ሞተር ሳይክል ጋራጅ አወዳዲሩ ከፀግን ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ከተቅርቡ ትክእሉ ነጋዶ ፕሮፎርማ ክትመልኡልና ብክብሪ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 9, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ሞተርሳይክል
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ በጀት ዝክፈል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ቀወምቲ ንብረታት/ፈርኒቸር/ ፣ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ናይ መኪና ጉልበት ሰርቪስ ማለት እዉን ጋራዥን ፣ ናይ ሞተር ሳይክል ናይ ጉልበት ሰርቪስን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ክግልገልን ስለ ዝደሊ በቢ ዝምልከቶኩም ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ብክብሪ ይዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 4, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ሞተርሳይክልፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ ፈርኒቸር ፅገና ፣ ሞተር ሳይክል ፅገና ፣ ሕትመት ባነር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 2, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንፅገና ሞተርሳይክልፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ወረዳና ዝርከባ ናይ መንግስቲ ተሽከርከርቲ መካይን ፣ ሞተር ሳይክላትን ኣብ 2013 በጀት ዓመት ብጨረታ አወዳዲርና ንዓመት ሙሉእ ብኩንትራት ዉዕል ብምእሳር ግልጋሎትን ፅገናን ክነካይድ ስለ ዝደለና ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ሰብ ጋራዥ ክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ላዕላይ ማይጨዉጨረታ መደብ:ፅገና ሞተርሳይክልፅገና ተሽከርካሪ