ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ፓምፕታትን መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም HGPE GL ቱቦን መገጣጠሚን፣ ናውቲ ላብራቶሪ ማይ ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ኤሌክትሮኒክስን በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 29, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ: ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ : ናውቲ ኣይሲቲ፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ መምሃሪ ቾክ፣ ሞተር ብስክሌት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተር ሳይክልን ብስክሌትን፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ሕትመት ስራሕቲዕድጊት ሞተርሳይክል
ዞባ ሰሜን ምዕራብ ንቤት ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ፅሬት፣ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ሕትመት፣ ተሽከርከርቲ( ሳይክል)፣ ቀወምቲ ንብረት ካልኦት በጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርካልኦት ዓይነት ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲዕድጊት ሞተርሳይክል
ንወረዳ ዓድዋ ከተማ ዓድዋን ኣብያተ ፍርዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት፣ ኣንእሽተይ ኣቅሑት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ሕትመት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ናይ ቢሮ ቀወምቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርካልኦት ዓይነት ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ቀረብን ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ቡንባ፣ ናውቲ ኣብያተ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ መቀያየሪ ኣቅሑት ብሽክሌታ፣ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 20, 2011 05:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ራማጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
... ሮኒክስና የICT እቃዎች፣ የሰራተኞች ደንብ ልብስ፣ የቢሮ መገልገያ እቃዎች በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ግዥ መፈፀም ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 2018-12-4 10:00 ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንኣገልግሎት ቢርኡ ዝውዕሉ ዲጅታል ካሜራን ፣ ቪድዩ ካሜራን ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ ንናይ ኢንተርኔት ሲይስተም ግልጋሎት ዝውዕሉ ሲስኮ ስዊች ፣ ስዊች 24 ፖትስ ጊጋባይት ኢንሀርኔት መፅናዕቲ ውፅኢታውነት ስልጠና ሞያ መማህራን ሓይሊ ሰብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕን ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 26, 2011 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ብዝተፈላለዩ ዘርፍታት ማለት ውን ሃለቅትን ቀወምትን ንብረታት ከም መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ቢስክሌታት፣ ናውቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 28, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትንዕድጊት ሞተርሳይክል
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ዘድሊ ቪድዮ ካሜራ ካልኦት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ካብ መንግስቲን ብዝተፈላለዩ በጀት ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ውን መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ፅሬት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቀሑት ኤሌክትሪክ፣ ኣቀሑት መለዋወጢ መኪና (ስፔር ፓርት)፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክሰ ክትወዳደሩ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት