ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንቤት ፅሕፈትና ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፕላፒንግ ማለት እዉን ቡምቧ ኣቅሑ ፣ ፈርኒቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፓምፕ ናይ ማይ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ሳይክል፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 06:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዕዳጋ ዓርቢጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት እቲ ወረዳ ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዕዳጋ ዓርቢጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደ/ከ/ስ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ኣብ ሆስፒታልና ናይ ኤሌክትሪክን ፣ ኤሌክትሮኒክስን መቀያየሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 9, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል : መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናዉቲ ኣይስቲን ፣ ኤሌክተሮኒክስን ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ናዉቲ ፈርኒቸር፣ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን ጎማ ፣ ከምኡ እዉን ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Shire Endassilaseጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል 1 ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ቱቦ ብረትን መገጣጠሚታት ናይ ማይ ቆፀርቲን 2 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ፅሬት ማይ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ልምዓት እቶት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሓ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጉዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ዝጥቀሞሎም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መስከረም 24, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ደጎዓ ተምቤን ጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዓዲጉዶም ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ናይ ቤት ፅሕፈታት ናይ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑትን፣ ኣቅሑት ፈርነቸር፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ መኪና ጋራዥ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲ ጉዶምጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፅገና ተሽከርካሪናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ፋይናንስን ምምሕዳርን ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ገጠር ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን