ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNICEF funded project ን GBV Prevention and Response activities ድጋፍ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 25, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ማይጨዉ፣ ዓዲግራትን መቕለን ግልጋሎት ዝዉዕል፡- ናይ ተግባር ስልጠና ፥ ፅሕፈት መሳርሒ ፥ ናይ ዓበይቲ ፐርሰናል አይተም ፥ ናይ ዓበይቲ ምግቢ ፥ ናይ ህፃናት ምግቢ ፥ ናይ ስነ ልቦና ኣቑሑት ዓቅሚ መዕብይ ፥ ናይ ፅሬት ናውቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 25, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 2, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኣቅርቦት ምግቢ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ መኪና ከላዉዶ ኣዋዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 22, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 29, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረት ምምሕዳርን ከተማ እንትጮ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ናይ ቀዳማይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬት: መሳርሐቲታት ሕትመት : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር : ፕሪንተር : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት :ወንበር : ጠረጰዛ : መፅሓፍቲ : መሳርሒ ዕጥቂ ስፖርት : ናይ እንስሳት መድሓኒት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እንትጮ ጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2018 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ሕትመት ስራሕቲ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናውቲ ትምህርቲ (ዴስክ፣ ጠረጴዛ፣ ወንበርን ፀሊም ሰሌዳን) ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ከጓዓዕዝ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትናይ ቢሮ ፈርኒቸርሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንUNEPA መቐለ፣ ዓዲግራትን ማይጨዉን ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡- ናይ ተግባር ስልጠና፣ ናይ ዓበይቲ ፐርሰናል አይተም፣ ናይ ሕክምና ናዉቲ፣ ናይ ዓበይቲ ምግቢ፣ ናይ ስልጠና ናዉቲ፣ ናይ ስነ ልቦና ኣቑሑት፣ ናይ ህፃናት ፐርሰናል ይተም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሰለዝደለየት᎓᎓ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 5, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጥዕና ተንከፍ ስልጠናኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኣቅርቦት ምግቢ ናይ መድሓኒት ምህርቲ
ብኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ዝፍለጣ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚረን ዘለዋ ዝተፈላለያ ዓይነት ተሽከርከርቲ ናይ 2018 ዓ/ም : ካላውዶ ንምግባር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 15, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዓቕሚ መዕበይ ናይ ስልጠና አቑሑ/Skill training materials /ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና መድሓኒት ናይ ሕክምና ናዉትን ናይ ስነ-ልቦና ናዉትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ መድሓኒት ምህርቲ