ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ስልጠናን ናይ ስነል ናውትን ናውትን ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 29, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት
ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከል ቤት ህንፀት ሸረ ደጋፊ ከይዲ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብቲ ትካል ዝረከባ ከይዲ ስራሕቲ ነግልጋሎት መፈፀሚ ዝዉዕላ ሃለቅቲ ኣቅሑት ማለት መሳርሒ ህንፃ : ንብረታት ፅገና ማሽነሪ : ናዉቲ ትምህርቲ : ሃለቅቲ ናይ ወርክሾፕ ማሽነሪታት ብመደበኛ ዕድጊት ንምግዛእ ብግለፂ ጨረታ አዉፂኡ አሎዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 17, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምህንድስና ኣቁሑት
ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ንናይ ክዳን ሳሙና ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክንገዝእ ንደሊ:: ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት
ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ንናይ ክዳን ሳሙና ፣ ናይ ኢድ ሳሙና ፣ ናይ ኣቁሑት ሳሙና ዝስልጥና መሰልጠንቲ ትካላት ምስ ሙሉእ ናውቶም ኣማሊኦም ከሰልጥኑ ዝክእሉ ትካላት ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ኩሉ ወፃኢታት ሸፊኑ ከሰልጥን ዝክእል ትካል ክነወዳድር ንደሊ ንደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 23, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጥዕና ተንከፍ ስልጠናጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናይ ተምሃሮ ሓጋዚ መፃሕፍቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 24, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 26, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት
... ት ስልጠና ስለዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሰልጥን ዝኽእል ተወዳዳራይ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 17, 2017 11:25 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይትምህርቲን ትሬይንግ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ 2017 ዓ/ም ናይ ተሽከርከርቲ ዓመታዊ ቴክኒክ ምርመራ ከግብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 11, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝተፈላለዩ ንብረት- መድሓኒት ፣ ናይ ተግባር ስልጠና ፣ ናይ ሰነ ልቦና ንብረት ክትዕድግ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትናይ መድሓኒት ምህርቲ
ንቢሮ ጥዕና ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ገናሕቲ መኪና ዝፍትኑ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ቦርሳ ተምሃሮ ምስ ኣርማ ትካል (Student Bag) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት