ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ዉቅሮ ኣብርሃ ኣፅባሃ ነበለት ፈላፍል ንማይቅነጣል መንገዲ ንዝርከብ ፕሮጀክት ሐደ ነበላት ፈላፍል ማይ ቅነጣል መንገድን ክልተ ዉቅሮ ነበለት መንገዲ ፕሮጀክትን ናይ ጋደሪል መንገዲ ስራሕቲ ብነኡስ ስራሕ ተቆራፂ ብግልፂ ጨረታ ተወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 24, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንመንገዲን ድልድልን ስራሕቲንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወለቅ ማሕበር ኣብ ዉቅሮ ኣብርሃ ኣፅባሃ ነበለት ፈላፍል ማይቅነጣል መንገዲ ንዝርከብ ፕሮጀክት ምድብ ሐደ ነበላት ፈላፍል ማይ ቅነጣል መንገድን ምድብ ክልተ ዉቅሮ ነበለት መንገዲ ፕሮጀክትን ናይ ሮድ ማርኪንግ ስራሕ ብነኡስ ስራሕ ተቆራፂ ብግልፂ ጨረታ ተወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 24, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንመንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያን ወረዳ ቆላ ተምቤን ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ ቆላ ተምቤን ዝኮነ ፕሮጀክት ካብ UNDP & RT ብዝተረከበ ሐገዝ በጀት ኣብ ጣብያ ደደረ ዝርከብ ጥዕና ጣብያ መዕረፊ መዋልዳን ምስራሕ ብብርኪ ብዕደጋ መፍለይ ኮድ ቆላ 08 2017 ብርኪ ደረጃ 8 ደቀቅቲ ህንፃ ኮንትራክተር BC ብብርኪ ደረጃ 9 ኣናእሽተይ ጠቅላላ ኮንትራክተር GC ዳንትንት ንግድ ትካላትን ናይ ኮንስትራክሽን ብቅዓት ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት መስከረም 18, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ሀሴት ሪልስቴት ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቀለ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 17 ንዝሃንፆ ናይ መንበርን ንግድን ኣባይቲ ናይ ጫማ፡ኮለን እና ሸርዎል(Footing pad, Foundation column & shear wall) ፎርም ዎርክን ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሸን ፍቃድ ደረጃ BC-8ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ዝኮኑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጂነሪንግ ሓላ.ዝ.ው.ማሕበር ኣብ ዓብይ ዓዲ ናይ ፉል ስቴሽን ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ብኮንስትራክሽን ስራሕቲ ደረጃ GC-3 ወይም ደረጃ BC-3 ልዕሊኡን ብቕዓት ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወዳዳርቲ ምስዚ ምልክታ ብዝተተሓሓዘ ሰነድ ጨረታ መሰረት ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያ ወረዳ ቆላ ተምቤን ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ ቆላ ተምቤን ዝኮነ ፕሮጀክት ካብ UNDPN ን SNDRP ዝተረከብ ሓገዝ በጀት ኣብ ጣብያ ደደረ ዝርከብ ጥዕና መዋልዳን መዓርፊ ማለት እዉን maternity waiting room ንምስራሕ ብብርኪ 8 ማለት እዉን ደረጃ 8 ደቀቅቲ ህንፃ ኮንትራክተር ማለት BC ብደረጃ 9 ኣናእሽተይ ጠቅላላ ኮንትራክተር GC ደቀቅቲ ኣንኣሽተይ ትካላትን ንግድን ናይ ኮንስትራክሽን ማለት ህንፀት ብቅዓት ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጳጉሜን 1, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 8, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ቆላ ተምቤን ጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ UNCEF ብዝረከቦበጀት ኣብ ወረዳ እንደርታ ፍሉይ ቦታ ሓዉሶዎ ዝስራሕ ናይ መስተ ማይ መስፋሕፊሒ ፕሮጀክት ዝወዕል ብክክል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ደረጃ 8 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ሕጋዊያን ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጳጉሜን 1, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ሀሴት ሪልስቴት ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቀለ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 17 ንዝሃንፆ ናይ መንበርን ንግድን ኣባይቲ ናይ ጫማ፡ኮለን እና ሸርዎ(Footing pad,Foundation column & shear wall)ብረት ፎርም ዎርክን ኮንክሪት ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ደረጃ BC-8ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ዝኮኑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 19, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 26, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን፣ ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ዓብይዓዲ ዝርከብ ዲዛይን ዝፀደቐሉ ናይ ቀለምን ኳርቲዝን ፋብሪካ ህንፀት ስራሕቲ ብሓፈሻዊ ኮንትራክተር (General contractor) ደረጃ 5 ልዕሊኡን ወይ ብህንፃ ኮንትራክተር (Building contractor) ደረጃ 4 ልዕሊኡን ንምስራሕ ስለ ዝደለና ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 12, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 19, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንስራሕቲ ማይ
ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን፣ ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ዓብይዓዲ ዝርከብ ዲዛይን ዝፀደቐሉ ናይ ቀለምን ኳርቲዝን ፋብሪካ ህንፀት ስራሕቲ ብሓፈሻዊ ኮንትራክተር (General contractor) ደረጃ 5 ልዕሊኡን ወይ ብህንፃ ኮንትራክተር (Building contractor) ደረጃ 4 ልዕሊኡን ንምስራሕ ስለ ዝደለና ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 10, 2017 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 19, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንስራሕቲ ማይ