ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይን ህንፀት ስራሕቲን ንናይ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ እንስሳ ግልጋሎት ዝዉዕል መክተቢ እንስሳ ኣኒማል ክራሽ ብፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ ፎድ ሲስተም ረሲላንስ ፕሮግራም በጀት ኣብ ጣብያ ዓዲንግስቲ ኣብ ስራሕቲ ዘፈር ኮንስትራክሽን ንዘተሰማረዩ ሕጋዊያን ኮንትራክተራት ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 8, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሰለኽለኻጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ DRIP ካብ ሸራሮ ናብ ዓዲ ፀፀር መንገዲ ስራሕ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ፕሮጀክት ምድብ ሐደ መንገዲ ነበለት ፍላፍልን ማይቅነጣልን ምድብ ክልተ ፕሮጀክት መንገዲ ዉቅሮ ነበለት ፕሮጀክት መንገዲ ዉቅሮ ፕሮጀክት መንገዲ ዓዲግራት ፕሮጀክት መንገዲ ኣክሱም ፕሮጀክት መንገዲ ሸራሮን ናይ እግረኛ መጎዓዚ ቴራዞ ስራሕቲ ብንኡስ ስራሕቲ ተጫራቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 23, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንመንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ትሕዝቶ ምምሕያሽን ግዜ ምንዋሕን ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወለቅ ማሕበር ኣብ ከተማ ዉቅሮ ኣብርሃ ወኣፅባሃ ነበለት ፈላፍል ማይቅነጣል መንገዲ ፕሮጀክት ሎት ሐደ መንገዲ ነበላት ፈላፍል ማይ ቅነጣል ሎት ክልተ ዉቅሮ ነበለት መንገዲ ፕሮጀክትን ናይ ሮድ ማርኪንግ ስራሕቲን ብነኡስ ስራሕ ተቆራፂ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ከምዘጋወሐ ይፍለጥ እዩዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 16, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ትሕዝቶ ምምሕያሽን ግዜ ምንዋሕን ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወለቅ ማሕበር ኣብ ከተማ ዉቅሮ ኣብርሃ ወኣፅባሃ ነበለት ፈላፍል ማይቅነጣል መንገዲ ፕሮጀክት ሎት ሐደ ነበላት ፈላፍልን ማይ ቅነጣል መንገዲ ሎት ክልተ ዉቅሮ ነበለት መንገዲ ፕሮጀክትን ናይ ጋርድ ቪል ስራሕቲን ብነኡስ ስራሕ ተቆራፂ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ከምዘጋወሐ ይፍለጥ እዩዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 16, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
HELVETAS Swiss Intercooperation would like to invite interested and component contractors for Irrigation Canal Maintenance works at different sites of RE-PASS project being implemented in Tigray National Regional State.ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናውቲ ትምህርቲ (ዴስክ፣ ጠረጴዛ፣ ወንበርን ፀሊም ሰሌዳን) ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ከጓዓዕዝ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ደበርቺ ካብ አፀደ ማሪያም ክሊኒክ ናብ ኣስፋልት ብዕደጋ ቁፅሪ ዓድዋ/CW/DRN/01/18 ናይ ተፋሰስ ወይድማ ፓይፕ ድሪንጅ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንመንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣለጀ ብናይ 3R4SE ፕሮክት ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ ኣብ ቦራቸለናን ሰለዋን ዝርከቡ ኣብያት ትምህርቲ ዝተፈላለዩ ናይ ፅገና ስራሕቲ ወይከዓ quick fix ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እምባ ኣላጀጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንወረዳ ኣሕስኣ ግልጋሎት ዝዉዕል ሐደ ዓሚቁ ጉድጎድ ብ uncef በጀት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከኮዕት ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 2, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ማይማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን