ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኤለክትሮኒክስ(ፎቶኮፒን ካልኦትን) ስፔር ፓርት(ጎማ ካላማደርያ ካልኦት) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 2, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 10, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ህክምና : ኣቅሑት ቤተ ፈተነ : ናይ በሪ መዓፆ መዕፀዊ መክፈትን : ላፕቶፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 30, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 10, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንላብራቶሪይን መሳሪሒታተጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ኣንድ ፕሪንተርና ሶስት ፕሮጀክተሮች በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋልዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 26, 2010 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ዝርከባ ሴክተራት አገልግሎት ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሐት : ናይ ስፖርት ዕጥቂ : ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክሕትምን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 8, 2010 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ናዕዴር ዓዴት ጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ሃገረ ሰላም ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኮምፒተራትን ኤለክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 19, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 3, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ : ፈርኒቸር : ኮምፒተር : ሕትመት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 18, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 1, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ብምድብ መቂሉ ምድብ 1 ወንበረን ጠረጰዛን : ምድብ 2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር ላፕቶፕ : ምድብ 3 መሳርሒ ፅሕፈት ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ኣቅሑት ቢሮ ብብርኪ ክልል ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 16, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 6, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን 2010 ዓም ከልኣይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ስራሐቲ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት: ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ፅሕፈት: ኮምፒተር ኣክስሰሪ :ሕትመት:ናይ ሰብ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ሰልሳይ ፍርቂ ዓመት ኣቅሑት ፅሬትን: ዓለባን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 12, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 25, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽራሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ላፕቶፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 9, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 25, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ላፕቶታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 8, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 25, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን