ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቅሮ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዘለዎ ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈተ ዝዉዕል ናይ መገጣጠሚ ትቦታታት: ፕሪንተር : ኮምፒተር : ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ጎማ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 28, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 13, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስን እስተሸነሪን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዝተፈላላዩ ኣቅሑት ምድብ 1 / Lot 1/ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ሕትመት ኣለቅቲ ቀወምቲ ኣቁሑት ኤሌክሮኒክስ ኣቅሑትን መለዋወጢ ፅሬትን ብብርኪ ክልል ትግራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብታ ከተማ ንዝርከቡ ቤት ፅሕፈታት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት ናውንቲ ፀሬት ኮምፒተርን መለዋወጢ ኮምፒተርን መላወወጥን መኪናን ሞተርን ንስራሕቲ ሕትመት ዝውዕሉ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት ዕጥቂ ስፖርት ናይ እንስሳ መድሃኒትን ናውንቲ ሕክምና ናውንቲ ኤሌክትሪክ ማለት ውን ዓባይ ጀነረተርን ዘይቲ ሞተርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 20, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ታሕታይ ኣድያቦጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ መድሓኒት ምህርቲናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ላፕቶፕ ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናይ ከለር ፕርንተር ቀለም (Color printer Ink) ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 24, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪ ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2018 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእከል ኣድያቦ ብናይ ኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ማእከል ኣድያቦ መደበኛ በጀት ዝክፈል ንዝተፈላለዩ ግልጋሎታት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ቀወምቲ ናይ ቢሮ መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 22, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ወረዳጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንገዛ ፈርኒቸርናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንበዓል መዚ ተቖፃፃሪ ትካላት ልምዓት መንግስቲ ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና ጎማ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 8, 2018 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓይደር ኣብ 2018ዓ/ም ብውሽጢ ኣተዊ ዝተመደበ በጀት ንቮከሽናል ትምህርቲ ኮምፒተር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ICT ናውቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 8, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን