ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ እንትባላሸው ካብ ናይ ውሽጢ አይሲቲ ባዓል ሞያ ካብ ዓቅሚ ንላዕሊ ኾይኖም እትርከቡ ብናይ ደገ ባዓል ሞያ ንሓደ ዓመት በጀት ብኩንትራት ብፕሮፎርማ ሜላ ዕደጋ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ። በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም :-ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናውቲ ቢሮ ዕገና ዘካይዱ ሰብ ሞያታት ብምዕዳም ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት (በጀት ዓመት 2017) ውዕሊ ብምእሳር ከስርሒ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 10, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት
ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ክልል ትግራይ ንመ/ቤቱ ግልጋሎት ዝውዕላ ኤሌክትሮን ንብረታት ኮምፕዩተር ፕሪንተር ፎቶኮፒ ላፕቶፕ ፕሮጀክተር UPSን ካልኦትን ንምዕጋንን ሰርቢስ ንምግባርን ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ኢድ ሞያ ኤሌክትሮን አወዳዲሩ ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ /ኸፀግንዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን
መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላላያ ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፒ ቀለም ንምምላእ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ን2017ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
መቐለ ቤት ህንፀት ኣብ 2017ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ዝተፋላለዩ ኤለክትሮኒክስ ንብረት ናይ ኢድ ሞያ ጥራሕ ንምፅጋን ካብ ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ክሳብ ሰነ 30/10/2017ዓ/ም ዉዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን
ቢሮ ቴክኒክን ሙያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ን2016/17 ዓ/ም ዘለዋና ኤሌክትሮኒክስ ፅገናን ሰርቪስን ጉልበት ዋጋ ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክነስርሕ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 15, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 11:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን
ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል 1. ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ሎት-1 2. ናይ ፈሪኒቸር ኣቁሕት ፅገና ሎት-2 3. ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ ፅገና ግልጋሎት ሎት-3 ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 15, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት
ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2017 ብዘፈር ንግዲ ስራሕ ሓለዋ/ወርዲያ ፡ ውፅኢት ባልትና፣ ስጋ ፡ እንጀራ ኣትክልትን ፍራምረን ፣ ቦቲ ማይ ግልጋሎት ፅሬት/ኣውትሶርስ/ ኮምፒዩተራት/ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ዕገና ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒ ፣ ፅገና ተሽከርከርቲ ግልጋሎት/ጋራዥ ኦክስጅን ንሰራሕተኛታት ሰርቪስ ኣውቶቡስ /መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይዕድም፡-ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 28, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 11, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኣቅርቦት ምግቢ ፅገና ተሽከርካሪመኪና ክራይስራሕቲ ሓለዋትራንስፖርት ግልጋሎትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለየ ኣቅሑት ን2017 ብዘርፊ ንግዲ ስራሕ ሐለዋ ወይ እዉን ዋርዲያ : ብዉፅኢት ዉሕልና :ስጋ :እንጀራ :ኣትክልትን ፍራምረን: መመላለሲታ ማይ ቦጥ : አገልግሎት ፅሬት : ፅገና ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን: ኮምፒተርን :ምምላእ ቀለም ፎቶኮፒን :አገልግሎት ማሽን: ፅገና ተሽከርከርትን ጋራጅ ኦክስጅን : ንሰራሕተኛታት አገልግሎት ዝዉዕል ሰርቪስ ማለት እዉን አዉቶብስ ኪራይ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብንዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 27, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 11, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎትናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎትፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንምግጣምን ፅገናንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኣቅርቦት ምግቢ ፅገና ተሽከርካሪመኪና ክራይማሽነሪ ክራይስራሕቲ ሓለዋ
ኮሚሽን ስቪል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ናይ ኮምሽና ንብረታት ንምዕጋን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 21, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 24, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንምግጣምን ፅገናንካልኦት ፅገና