ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ መኪና: መሳርሒ ፅሕፈት:ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን :ስራሕቲ ሕትመት ፅገና ኤለክትሮኒክስ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገናን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 1, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 15, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:እምባ ኣላጀጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2009 ዓም በቲ ናይቲ ኮሌጅ በጀት ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሪክ :ኮንስተራክሽን: GM: አቁሑት ቢሮ: አዉቶ: IT: መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬት: መፅሓፍትን: ናይ ኤለክትሮኒክስ ፅገናን ኣጫሪቱ ክገዝእ ከፀግንን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 29, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 13, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲ ጉዶምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማይጨዉ ፓሊቴክኒክ ኮሌጅ አብ 2009 ዓም ናይ ህንፃ መሳርሒ/ማኒፋክቸሪን ኮንስተራክሽን ንዋተርን ቴክኖሎጂ :ኤለክተሪካል ቴክኖሎጂ: (IT) ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን ፅሕፈት መሳርሕንብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 19, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 2, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቶም ኣብ ታሐቲ ብሎት ተጠቂሶም ዘለዉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ናይ ጥዕና በዓል ሞያ ኣልባሳት ጋዎን ከምኡድማ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 29, 2009 (ልዕሊ 8 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 12, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ሕትመት ስራሕቲጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑት ፡ጨርቃ ጨርቂ ፡መሳርሒ ዕሕፈት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 15, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 27, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ናዕዴር ዓዴት ጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ንአብያተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት ማይን ፕሪንተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 14, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 28, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2009 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኮምፒተር አክሰሰሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 3, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 18, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከጎዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 1, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 14, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:https://tenders.milkta.com/ti/tenders/location/ጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ንሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ አገልግሎት ዝዉዕል መራብሒ ወረቐት ሜሽን ብመልክዕ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 21, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ን 2009 ዓም በጀት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን:አቁሑት ኤለክትሪክ:አቀሑት መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ፅሬት :ናይ አዉቶሞቲቭ አቁሑት: ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ዕድጊትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 15, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 4, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት