ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲ ግራት ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ስራሕቲ ዝዉዕሉ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣክሰሰሪ ማሽነሪታት ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ዎርክ ሾፕ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ን2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሃለቕቲ ንብረት ናይ ፅሕፈት መሳርሒን: ፅሬት ኣቑሑት ፣ ንዝተፈላለዩ ዲፓርትመንት ህንፃ መሳርሒን ፣ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 15, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ ፅሬት መሳርሒንብረት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ፅሬት ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ዋና ቤት ፅሕፈት ህ.ወ.ሓ.ት ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፅሬት ፣ መኪና መለዋወጢን ፣ ኣቅሑ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበነ ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሬት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ መንግስቲን ብዝተፈቀደሉ ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 2 መሳርሒ ህንፃ ሎት3 ኤሌክትሪክ ሎት4 ኤሌክትሮኒክስ ሎት 5 መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ሎት 6 መሳርሒ ፅሬት ሎት 7 ኣጭርቅቲ ሎት 8 ቀዋሚ ንብረት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 16, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ መለዋወጢ አቁሑ ማይን ፣መለዋወጢ ኤሌክትሪክን ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ መካይን ፣ ኮምፒተር ፣ላፕቶፕ ፣ፕሪንተር፣ ኤል ሲዲ ፕሮጀክተር ፣ ፈርኒቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 10, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ጨንፈር መኾኒ ንዝ/ዩ ኣገልግሎት ዝውዕል ናይ መሳርሒ ህንፃ ኣቅሑት ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት፣ ፅሬት ኣቅሑ ፣ ፈርኒቸር፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መኮኒጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት