... ርሕ ናይ ሒሳብ ክኢላ ብጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 24, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ኣብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቛሕን ዕዳጋ ቐዳም ናይ 2016 በጀት ዓመት ሒሳብ ምንቅስቃስ/ፋይናንስ ስራሕቲ / ብናይ ደገ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ታሕቲ ዘሎ መመዘኒ ረቛሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ትካልና ማሕበር አክስዮን ፋርማሲቲካል ኢንዳስትሪስ ኦሊቭ ካብ ሓምለ 1/2015ዓ.ም ክሳብ ሰነ 30/2016ዓ.ም ናይ ሓደ በጀት ዓመት ኦዲት ንምግባር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 20, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 25, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
... ሳብ ሰነ 30/2016 ዓ/ም ናይ ሓደ በጀት ዓመት ኦዲት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣይተገለፀን ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት ኣሶሴሽን ኣብ 2016 ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 8*(ሸሞንተ) ኣዋርሕ ዝተሰርሑ ፋይናንሳዊ ሒሳባት ብናይ ደገ ኦዲተር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለ ዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ኦዲተራት ክትጫረቱ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ትካልና ኣብርሃ ካስትል ሆቴል 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ንምሕዳስ ብባዓልሞያ ሒሳብ መዝገብ ከስርሕ ስለዝደለየ በቲ ሞያ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ብፖስታ ዝተአሸገ ዋጋ መሊኢኩም ብምቅራብ ትጫረቱ ትክእሉ ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ማሕበርና ካብ ዝተጣየሸሉ እዋን ጀሚሩ/2009 ዓ.ም/ ክሳብ ሕዚ ዘሎ ገንዘባዊ ምንቅስቓስ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኦዲተራት ኣወዳዲሩ ኦዲት ከስርሕ ይደሊ:: ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 29, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት ኣሶሴሽን ኣብ 2016 ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 8ተ(ሸሞንተ) ኣዋርሕ ዝተሰርሑ ፋይናንሳዊ ሒሳባት ብናይ ደገ ኦዲተር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለ ዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ኦዲተራት ክትጫረቱ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 26, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ሓላ/ዝተ/ መሰረታዊ ማ/ሕ/ስ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ July 01-2022 ክሳብ ዕለት Jun 30-2024(ካብ 2015 ክሳብ 2016 ክልተ በጀት ዓመት) ዘሎ ምንቅስቃስ ሒሳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 23, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን
ኣብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቋርን ልቓሕን ሚዛን ናይ 2016 ዓ.ም. በጀት ዓመት ጥራሕ ብናይ ደገ ኦዲት ፋይናንስ ስራሕቲ ኦዲት ከግብር (ክምርምር) ስለዝደለናዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 6, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 12, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኣካውንቲን ተዛማድኡንኦዲት ተዛማድኡን