ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ንዘለወኦ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ሆዛት ብዎርክሾፕ ናይ ምዕማቅ ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2018 (12 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
... ማይ ቆፀርቲ : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሓን : ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2018 (17 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 30, 2018 03:20 ቅደሚ ሰዓት (22 ሰዓታት ቐርዩዎ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ንካልኣይ ግዝ ዝወፀ ቤት መዘጋጃ ከተማ አጎላዕ ወረዳ ፅራ ወንበርታ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ንከተምኡ ዘገልግሉ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ባዉዛን ኬብልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 11, 2018 (18 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣጉላዕጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ኮንስትራክሽን ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 (19 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
... ማይ ቖፀርቲ ናይ ኤለክትሪክ ኣቕሓን ፅሕፈት መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 (19 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 30, 2018 03:20 ቅደሚ ሰዓት (22 ሰዓታት ቐርዩዎ)ቦታ:ዓ/ዓዲጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናውተ ሶላር ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 9, 2018 (20 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ክራን መልዓሊ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ግልጋሎት ስለ ይደሊ:: ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2018 (24 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 9, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ዝቐንነተን ተሽከርከርቲ ጥሙር ዓጋቲ ፍጥነትን ሓባሪ ኣንፈትን (Speed Limiter Integrated with GPS) ወይ መንገድን ትራንስፖርን ዘውፀኦ ሓዱሽ መምርሒ ተሸከርከርቲ ዘድሊ ካልኦት ተሓሳቢ በምግባር ንክትወዳደሩ ብምዕዳም ትካልና ስለ ዝደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2018 (24 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 9, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ጉድኣት ኣካል ሓገዝቲ ናውቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2018 (26 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ሶላር 11KW ሴት ክትዕድግ ሰለ ዝደለየት::ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2018 (27 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 9, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን