https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4779

ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ማለት እዉን ሎት ሐደ መሳርሒታት ፅገና ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ክልተ መስመር ፅገና ኤሌትሪክ : ሎት ሰለስተ መስመር ፅገና ማይ : ሎት ኣርባዕተ ምቅራብ ፅሩይ ዝስተ ማይ : ሎት ሓሙሽተ ምሃብ ኣገልግሎት ፎቶ ኮፒ : ሎት ሽድሽተ ምክያድ አገልግሎት ፅገና ተሽከርከርቲ : ሎት ሸዉዓተ ሕፅበት ተሽከርከርቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 8, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2010 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 22, 2010 03:31 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ስለዚ ዝምለከተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ዘይምለስ ብር 100 ብሸም ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ኣብ ኢትዮጰያ ንግዲ ባንክ ሒሳብ ቁፅሪ 1000012030839 ኣተዊ ገይርኩም ቅብሊት ሒዝኩም ብምቅራብ እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ደኩሜንት ከብ ክፍሊ ቁፅሪ 12 ጉጅለ ዕደጋ ምዉሳድ እትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

2 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2010 ዓም : መለለይ ቁፅሪ ካፋላይነት ግብሪ : ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድሉን : ናይ መቅራይነት ምዝገባ መለለይ መረዳአታ ፎቶ ኮፒ ምቅራብ የድሊ

3 ቢሮና ናይ ጨረታ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

4 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

5 ሳንዱቅ ጨረታ ነሓሰ 22/2010 ዓም ንጉሆ 3:30 ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዝተረከብሉ ኣብ ኣዳራሽ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ክልል ትግራይ ይክፈት

6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034 4403663 ወይ ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል