https://tenders.milkta.com/ti/display/20077

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንማይ መምረቲ ትካላት ኣብ 25 ወረዳታት ንስልጠና ዝውዕል ማይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 17, 2018 (30 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:30,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 1, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ግልፂ ጨረታ

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንማይ መምረቲ ትካላት ኣብ 25 ወረዳታት ንስልጠና ዝውዕል ማይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ ኣብብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ : ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልአ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1. ሕጋዊ ንግዲ ክማላእ ዝግበኦ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ዘቅርብ።

2. ናይ ግብሪ ከፋሲ መለለይ ቑፅሪ/ቲን ናምበር ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብን።

3. ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፊኬትን ናይዚ ወርሒ ዲክለር ዝዝር ሙሉ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ።

4. መኽበሪ ጨረታ ብር 30000(ሰላሳ ሽሕ ብር) ሲፒኦ ሕጋውነቱ ካብ ዝተረጋገፀ ባንኪ ናብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምስቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ከአቲ ዝኸእል።

5. ጨረታ ዝጋወሐሰ ዕለት 17/09/2018 ዓ/ም ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት01/10/2016ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4፡30 ንጉሆ ባዕሎም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውሉ ኣብ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ይኸፈት።

6. ተጫራታይ ሰነድ ጨረታ ንዝርዝር ኣፈፃፅማ እቲ ገምጋምን ካብ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 10 ፋ/ም ም/ዳርን ብር 50 እናኸፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ከምእትኸእሉ እናገለፅና ካብ ሎሚ ዕለት 17/09/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/10/2018 ዓ/ም ሽም፣ ኣድራሻ ፊርማ፣ማህተም ብምግባር ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣታዊ ይገብር።

7. ተጫራቲ ሳዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ኣለዎ።

8. ተጫራቲ ውዕሊ ምስ ኣሰረ ዝሳዓሮም ንብረታት ብናይ ባዕሉ ትራንሰ ፖርት ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማመት ኣታዊ ይገብር።

9. ኣብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝሞከረ ነጋደይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝከውን ንጨረታ መክበሪ ዘትሕዞ ገንዘብ ናብ ማሕበር መናእሰይ ካዝና ኣታዊ ይኸውን ።

10. ኣሸናፊ( ሳዓራይ ) ዝኮነ ተወዳዳራይ 3% ዊዝ ሆልዲንግ ይኸፍል።

11. መቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

12. ኣድራሻና ኣብ 03 ቀበሌ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቑ.

ስ. 0914131548/ 0914022473 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል።

ግልፂ ጨረታ

ተ.ቑ.ዝርዝር ኣቑሑትዝበፅሐሉ ቦታመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
ብርሳንብርሳን
1ንእሽተይ ማይከተማ ዓዲግራትቁ3792
2ንእሽተይ ማይጉሎ መኸዳቁ1256
3ንእሽተይ ማይውቅሮቁ1884
4ንእሽተይ “ሃይሓውዜን ከተማቁ628
5ንእሽተይ ማይሓውዜን ገጠርቁ1256
6ንእሽተይ ማይኣፅቢ ከተማቁ628
7ንእሽተይ ማይኣፅቢ ግርቁ628
8ንእሽተይ ማይስሓ ሳዕስዕቁ1256
9ንእሽተይ ማይዕዳጋ ሓሙስቁ646
10ንእሽተይ ማይኣሕፈሮምቁ628
11ንእሽተይ ማይዓድዋ ከተማቁ3140
12ንእሽተይ ሃይዓድዋ ገጠርቁ1256
13ንእሽተይ ማይቁ1884
14ንእሽተይ ሃይሓሓይለ ዓብዪ ዓዲቁ628
15ንእሸተይ ማይቆላ ተምቤንቁ628
16ንእሽተይ ማይደጉዓ ተምቤንቁ1256
17ንእሸተይ ማይሃገረ ሰላምቁ628
18ንእሽተይ ማይሽረ ዳስላሴቁ3160
19ንእሽተይ ማይኣስገደቁ4396
20ንእሸተይ ሃይሸራሮቁ1256
21ንእሽተይ ማይሳምረቁ1256
22ንእሽተይ ማይማይውቁ2512
23ንእሽተይ ማይሰለዋቁ637
24ንእሽተይ ማይሃገረ ሰላምቁ628
25ንእሽተይ ማይታ ኣድያቦቁ628
ጠቅላላ ድምር36,495