ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ኣላማጣ

1 ናይ ዘመነ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ስራሕ ግብሪ ዝኮፈልሉን ፍቃድ ዘሐደሱሉን መረዳእታ  ብቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መዓጋዝያ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ

2 ዝተወሃቦ ንግዲ ትካል ምስክር ወረቀት ንግዲ ምስክር ወረቀት ፣ ብቅዓት መረጋገፀፂ ተካናታራይነት

3  ተመዝጋባይነት ፣ ግብሪ ከፋላይ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ፣ ከቅርብ ዝክእል

4 መኸበሪ ጨረታ 50000.00 ብር ብጥረገንዘብ ወይ ብስፒኦ ልዕሊ 3ተ ወርሒ ዝፀንሕ

5 ሰዓራይ ትካል ኣብ ዉሽጢ 150 መዓልቲ ወዲኡ ዘረከብ

6 ሰነድ ጨረ ክሳብ 01/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ምእታዉ ይክእሉ

7 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ 01/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

8  ሰዓራይ ነቲ ዝሰዓሮ ፐሮጀክት 10 ሚኢታዊ ከትሕዝ ዝክእል

9 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል  

10 አቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 74 08 24