ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል

ማሕበርና ድማ ኣብዚ ስራሕ ክትሳተፉ ዝደልዩ ደረጃ 9ተ ናይ ማተርያል እና ጉልበት ተኾናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

1 ተጫረቲ እቲ ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 30 ናይ ካላንደር መዓልታት ከጠናቕቑ ዝኽእሉ

2 ሰነድጨረታ ዘይምለስ 100 ብር ብምግዛእ ምዉሳድ ትክእሉ

3 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ብር

4 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይደማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ዕለት 05/03/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡30 ይኽፈት ።

5 እዚ ማሕበር ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

6 ተወሳኪ ሓበሬታ ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳረሒ ዕደጋ ማእከል ቀዳማይ ወያነ ህንፃ ብሎክ መ/D 2 ፎቅ ቁፅሪ ብኣካል ብምቅራብ ወይ ብስ.ቁፅሪ 09 14 26 19 58/ 03 42 41 04 60  ምድዋል ይከኣል።