መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

1 ናይዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ኸቕርብ ዝኽእል

2 ተጫረቲ ናይ ኮንስትራክሽን /ናይዚ ዘርፊ ፍቃድ/ ዘለዎ  ቫት ምዝጉብ  ዝኮነ ናይ ግብሪ ከፈልቲ ብተወሳኪ ናይዚ ወርሒ ቫት ሬጅስተር ኦርጂናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምትሓዝ ናይ ጨረታ ዝርዝር/ሰነድ/ ብር 100.00 ሓደ ሚኢቲ ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 16/09/2019 ኣ.ፈ ክሳብ 26/09/2019ኣ.ፈ ኩሉግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ  መቐለ  ዕደጋን ቐረብን  ምምርሒ እናቐረቡ ክዕድጉ ይክእሉ

3 ተጫረቲ ብር 500,000.00 (ሓሙሽተ ሚኢቲ ሽሕ ብር) ናይ ጨረታ መኽበሪ ብሲፒኦ (CPO)  ብስምዒ  ዓሺጉ ምስ ናይ ጨረታ ክእትዉ ይግባእ :: ጥረ ገንዝብ ብፖስታ ዘይተዓሸገ (CPO) ተቐባልነት የብሉን።

4 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ምካኑ ክጥቀስ ይግባእ እንተዘይ ተጠቂሱ ግን እቲ ዘቅረብዎ ምስ ቫቱ ዝሐወሰ ኮይኑ ይሕስብ

5 ተጫረቲ ጨረታ ንምስታፍ ዘክእሎም ኣድላይ ሰነዳት ብምትሕሓዝ ዋጋ ብምምላእን ካብ ዕለት 16/09/2019 ክሳብ 26/09/2019 ኣፈ ሰዓት 8:00 ኩሉ ግዘ ብስራሕ ሰዓት ኣብ ዕደጋ ቐረብን መምርሒ መቐለ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክእትዉ ይክእሉ

6 እቲ ጨረታ 26/09/2019 ኣፈ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣፍቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ዕደጋ ቐረብን መምርሒን መቐለ ይክፈት

7 ሰዓሪ ተጫረቲ ካብ ዝተፈለጠሉ እዋን ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ናይቲ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% ናይ ባንኪ ጋራንቲ ከትሕዝ አለዎ እንተዘይኮይኑ ድመ ዘትሓዞ ጨረታ መክበሪ ናብ ትካልና ኣታዊ ኮይኑ ትካልና ድማ ካሊእ መማረፂ ይወስድ

8 ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ መቐለ ስልኪ ቁፅሪ 03444006803 ፋክስ 251, 344406225