ጽርሐ ኣርያም ቅዱስ ገብሪኤል ካቴድራል ቤተ ክርስትያን

1 ናይ 2011ዓ/ም ዘመን ግብሪ ዝከፈሉ ምካኖም መረጋገፂ ከቅርቡ ዝከአሉ

2 ሕጋዊ ግብሪ ዝተከፈሉሉ ናይ ሥራሕ ልምዲ ምስክር ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ደረጃ 8ተን ካብኡ ንላዕሊን ብናየ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ብናይ ቤተክርስትያን በሪ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ተመራፂ ይኸዉን

4 ንጨረታ መኸበሪ ብር ሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር 30000.00 /ሰላሳ ሽሕ/ ከትሕዙ ኣለዎም

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 200.00 ገዚኦም ክወስዱ ኣለዎም

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዩዎ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

7 እተቅርብዎ ናይ ጨረታ ሰነድ ሕጋዊ ማህተም ከቕርቡ ኣለዎም

መተሓሳሰቢ ካቴድራል ቤተክርስትያኑ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻ መቐለ ዓዲ ሓቂ ጥቃ ሓወልቲ ሰማዕታት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 09 14 00 92 09/ 09 14 76 88 99