1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድኩምን ግብሪ ዝከፈልኩምን፤
2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ቲን ናምበር ዘለኩምን ናይዚ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ፤
3 ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት ዘለኩምን ናይ ወርሒ ጥሪ 2011 ዓ/ም ድክሌረሽን ክተቅርቡ እትክእሉ፤
5 ተጫረቲ ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉዝተዳለወ ዶክመንት /ሰነድ/ ዘይምለስ 30.00 ብርብምክፋል ካብ እንትጮ ቴክኒክን ኮሌጅ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ባዕሉኩም ወይ ከዓ ብሕጋዊ ወኪልኩም ክትወስዱ እትክእሉ
6 ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ መሳርሒ ህንፃ 10000 ቅርሺ: ንፕላንበንግ መሳርሒ 3000 ብር : ናይ ኤሌክትሮኒክስ 5000 ብር :ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ብር : ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ 2000 ብር : ናይ ኣዉቶ ሞቲቭ ስፔር ፓርት 5000 ብር : ንስራሕቲ ሕትመት 500 ብር ፣ንጨርቃ ጨርቂ 500 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብስም እንትጮ ቴክኒክን ኮሌጅ ዝተፅሓፈ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ድማ ጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ እትክእሉ::
7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ እተቅርብዎ ናይ በዓል ዋና ስምን ፌርማን ሕጋዊ ማህተምን ብምዕራፍ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒ ብምግባር ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ አብ 2 ፖስታ ብምዕሻግ ካብ 03/07/2011ዓ/ም ክሳብ 18/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ክተእትዉ እትክእሉ::
8 ሰዓራይ ጨረታ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዝያ ናብ ኮሌጅና ብምቅራ ብባዕሉ/ብሕጋዊ ወኪሉ አቢሉ ብቴክኒክነ ኮሚቴ ፅሬቱ እናተረጋገፀ ንብረት አታዊ ክገብር ዝክእል፤
9 ተጫራታይ ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓሮ ንብረት ብደብዳቤ ወይ ብስልኪ ምስ ተለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእልን መክብሪ ዉዕሊ 10% ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳረ ድማ ኣብ ተከታታሊ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅሊሉ 100% ከቅርብ ዝክእል እንተዘይኣሲሩ ግና ዘትሓዞ መክበሪ ጨረታ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይከዉን
10 ናይ ጨረታ ሰነድ በቢሎቱ ኮይኑ ዕለት 18/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡
11 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት 6ተ ወርሒ ዋስትና ክህብ ዝክእል፤
12 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ እዚ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348-499019/ 0919-042301 ደዊልከ ምሕታት ይካአል