ቤት ምክሪ ንግዲ መቀለ

1 ኣብ ቀበሌ 15 ጥቃ ከነማ ፋርማሲ ካብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ብምውሳድ ክሳብ 17/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ዋጋ ኣብቲ መምልኢ ዋጋ ብምምላእን ናይ ትካልኩም ማህተም ብምዕራፍን ብዝተኣሸገ ፖስታ ኣታዊ ንክትገብሩ ንሕብር።

ተወሳኺ ሓበሬታ  ብስ.ቁፅሪ 0344-410671/414473/416554 ፋክስ 0344-408914 ምድዋል ይከኣል።