ማሕበር ረዲኤት ትግራይ

1 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን ምዝግባ ስራሕን ዘለዎምን መረዳታ ምዝገባ መቅረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መረዳእታ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘለዎም ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

3 መረደእታ ምዝገባ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎም

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ስራሐ ሰዓት ክዕድጉ ይክእሉ

5 እዚ ጨረታ 30 ሚያዚያ 2010 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይክፈት

6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344406300