ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ

1 ናይ ከተማ ኩሓ ዝጨረታ ተኮነተርቲ ናይ 2009 ዓምÂ ዝተሐደሰ ናይ ስራሕ ተኮነተርቲ ዝተዉሃበ ምዝገበባ ካርዲ ፍቃድ ስራሕ ንግዲ መቅረባይነት ምዝገባ ወረቀት ምስክር : ናይ ተወሳኪ እስት ታክስ መዝገባ ወረቀት መስክር : ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኬ እስት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታን ናይ መለለይ ቀፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ምዝገባ መረዳእታ ዘለዎም

2 ናይ ከተማ መቐለ ፕሮጀክት ዝጫረቱ ተኮነተርቲ ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደቀቅቲን ኣናሽተይን ንግዲ ትካላት ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል ወረቀት ምስክር :ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ናይ ኮንስትራክሽን ማለት እዉን ተኮነተራይነት ምዝገባ ካርደ ናይ ግብሪ ከፋላይ መዝገባ ወረቀት ምስክር : ናይ ተወሳኬ እሰት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘለዎ

3 ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ንከተማ መቐለ ፕሮጀክት ዝጫረቱ ካብ 9/5/2009 ዓም ጀሚሩ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ንክተማ ኩሓ ፕሮጀክት ዝጫረቱ ክሳብ 19/5/2009 ዓም ዘይምለስ 200 ቅርሺ ክፋል ሰነድ ጨረታ ክገዝኡ ይክእሉ እዩም

4 ተወሳኪ ሓበሬታ ናብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንግድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቁፅሪ ክፍሊ 191 ብኣካል ብምቅራብÂ ወይድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0344408775 ብምድዋል ምሕታት ይክእሉ