ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ቁፅሪዕ/ፋ/ን/ምም/ር/01/ 105 /18
ዕለት 09/06/2018 ዓ/ም
ወረዳ እንዳ መኮኒ ቤት ፅሕፈት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንዳ መኾኒ ንሰላምን ፀጥታን ግልጋሎት ዝትህብ መኪና ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ በዚ መሰረት በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ - ብር 200 / ክልት ሚኢቲ ቕርሺ / ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ካብ 09/06/2018 ዓ/ም ክሳብ 24/06/2018 ዓ/ም ኣብ ከተማ ማይጨው ኣብ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ወ/እ/መኾኒ መፂእኹም ንክትወስዱ
ንዕድም ፡፡
1. ናይ ተጫራታይ ሽም ፣ ፊርማ : ማህተም ፣ ኣድራሻ ክትገብሩ ይግባእ፡፡
2. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድን ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቕረባይነትን ከቕርብ ዝኽእል፡፡
3. : መለለይ ቁፅሪ ዘለኩም
4 .ምስ ዋና ሰነዱ ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ኮርን ክቅርብ ዝኽእል
5. እቲ ቑፅሪ ክልተ ዘሎ ሳንዱቅ ኣታዊ ይግበር ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንዳ መኾኒ ከስ ዕፋን ምም/ር ቢሮ ፓስታ ኣብ ቤት ተጫራታይ ምስ ሰዓረ እንተዘይተስማሚዑ ዘትሐዞ መኽበሪ ጨረታ ኣይምለስሉን፡፡
6. መኸበሪ ጨረታ 5000.00 /ሐሙሽተ ሽሕ /ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ጥራሕ ክትሕዝ ዝኸእል፡፡
7. ሰዓራይ ተጫራታይ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ምስ ሓለፈ አብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ - መዓልቲ : ዉዕሊ ክአስር አለዎ፡፡
8. እቲ ጨረታ 24/06/2018 ዓም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ 24/06/2018 ዓ/ምሰዓት 9፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እ/መኮኒ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት፡፡
9. ተጫረቲ : አብ ጨረታ መምርሒ ዝተቀመጠ ናይ ጨረታ ግቡኣት ክሳብ ዘመልኡ ብአካል እንተዘይተረኸቡ እዉን ፖስታኦም ክሽፈት ይግበር ፡፡
10. ናይ ንብረት መረከቢ ቦታ ኣብ ከተማ መቀለ ኣብ ጥቃ ደረቅ ወደብ ዝርከብ ያሬድና ግደይ ጋራዥ እዩ፡፡
11. ሰዓራይ እቲ ዘሰነፎ ዓይነት እስፔር ፓርት በቲ ዝተጫረቶ እስፔር ፓርት ቁፅሪ መሰረት ኦርጅናል እስፔር ከቅርብ ኣለዎ፡፡
12. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወ/እ/መኾኒ ተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914165795 ምሕታት ይከኣል
| ተ.ቐ | ናይ ንብረት ዝርዝር | መፈለይ ቑፀሪ | መዐቀኒ | በገሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| ZNA 203111BS | |||||||||
| አዉተር ቤሪንግ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 02 | ||||||
| ኢነር ቤሪንግ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 02 | ||||||
| ኦይል ፊልተር | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| ፈዩል ፊልተር | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| ብሬክ ሹ | ኦርጅናል | ሴት | 01 | ||||||
| ብሬክ ፓድ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| አይድለር አርም | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| ባሊስትራ ጎሚኒ ኣፐር | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 04 | ||||||
| ባሊስትራ ጎሚኒ ለወር | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 04 | ||||||
| ቅ/ነት ሾክ አቭዘርቨር | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 02 | ||||||
| ድ/ት ሾክ አቭዘርቨር | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 02 | ||||||
| ኪሎ ሜትር ጌጅ ሙሉእ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| አፐር አርም ጃይንት | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 02 | ||||||
| ለወር አርም ጃይንት | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 02 | ||||||
| ቴስትኒ ሙሉእ | ኦርጅናል | ሴት | 02 | ||||||
| መፍሰር ጭስ ማዉጫ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | ||||||
| ፖስትሽ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | ||||||