Enda Mekoni Woreda Planning and Finance Office

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቁፅሪዕ/ፋ/ን/ምም/ር/01/ 105 /18

ዕለት 09/06/2018 ዓ/ም

ወረዳ እንዳ መኮኒ ቤት ፅሕፈት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንዳ መኾኒ ንሰላምን ፀጥታን ግልጋሎት ዝትህብ መኪና ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ በዚ መሰረት በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ - ብር 200 / ክልት ሚኢቲ ቕርሺ / ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ካብ 09/06/2018 ዓ/ም ክሳብ 24/06/2018 ዓ/ም ኣብ ከተማ ማይጨው ኣብ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ፋይናንስ ወ/እ/መኾኒ መፂእኹም ንክትወስዱ

ንዕድም ፡፡

1. ናይ ተጫራታይ ሽም ፣ ፊርማ : ማህተም ፣ ኣድራሻ ክትገብሩ ይግባእ፡፡

2. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድን ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቕረባይነትን ከቕርብ ዝኽእል፡፡

3. : መለለይ ቁፅሪ ዘለኩም

4 .ምስ ዋና ሰነዱ ሐደ ኦርጅናልን ሐደ ኮርን ክቅርብ ዝኽእል

5. እቲ ቑፅሪ ክልተ ዘሎ ሳንዱቅ ኣታዊ ይግበር ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ እንዳ መኾኒ ከስ ዕፋን ምም/ር ቢሮ ፓስታ ኣብ ቤት ተጫራታይ ምስ ሰዓረ እንተዘይተስማሚዑ ዘትሐዞ መኽበሪ ጨረታ ኣይምለስሉን፡፡

6. መኸበሪ ጨረታ 5000.00 /ሐሙሽተ ሽሕ /ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ጥራሕ ክትሕዝ ዝኸእል፡፡

7. ሰዓራይ ተጫራታይ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ምስ ሓለፈ አብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ - መዓልቲ : ዉዕሊ ክአስር አለዎ፡፡

8. እቲ ጨረታ 24/06/2018 ዓም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ 24/06/2018 ዓ/ምሰዓት 9፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እ/መኮኒ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት፡፡

9. ተጫረቲ : አብ ጨረታ መምርሒ ዝተቀመጠ ናይ ጨረታ ግቡኣት ክሳብ ዘመልኡ ብአካል እንተዘይተረኸቡ እዉን ፖስታኦም ክሽፈት ይግበር ፡፡

10. ናይ ንብረት መረከቢ ቦታ ኣብ ከተማ መቀለ ኣብ ጥቃ ደረቅ ወደብ ዝርከብ ያሬድና ግደይ ጋራዥ እዩ፡፡

11. ሰዓራይ እቲ ዘሰነፎ ዓይነት እስፔር ፓርት በቲ ዝተጫረቶ እስፔር ፓርት ቁፅሪ መሰረት ኦርጅናል እስፔር ከቅርብ ኣለዎ፡፡

12. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወ/እ/መኾኒ ተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914165795 ምሕታት ይከኣል


ተ.ቐናይ ንብረት ዝርዝርመፈለይ ቑፀሪመዐቀኒበገሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
ZNA 203111BS
አዉተር ቤሪንግኦርጅናልቁፅሪ02
ኢነር ቤሪንግኦርጅናልቁፅሪ02
ኦይል ፊልተርኦርጅናልቁፅሪ01
ፈዩል ፊልተርኦርጅናልቁፅሪ01
ብሬክ ሹኦርጅናልሴት01
ብሬክ ፓድኦርጅናልቁፅሪ01
አይድለር አርምኦርጅናልቁፅሪ01
ባሊስትራ ጎሚኒ ኣፐርኦርጅናልቁፅሪ04
ባሊስትራ ጎሚኒ ለወርኦርጅናልቁፅሪ04
ቅ/ነት ሾክ አቭዘርቨርኦርጅናልቁፅሪ02
ድ/ት ሾክ አቭዘርቨርኦርጅናልቁፅሪ02
ኪሎ ሜትር ጌጅ ሙሉእኦርጅናልቁፅሪ01
አፐር አርም ጃይንትኦርጅናልቁፅሪ02
ለወር አርም ጃይንትኦርጅናልቁፅሪ02
ቴስትኒ ሙሉእኦርጅናልሴት02
መፍሰር ጭስ ማዉጫኦርጅናልቁፅሪ01
ፖስትሽኦርጅናልቁፅሪ01