ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣፅቢ

ሀ ናዉቲ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ፅሬት : ሕትመት : ህንፃ መሳርሒን : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን

ለ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት

ሐ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት

1 ምስቲ ስራሕ አግባብነት ዘለዎ ናይ 2018 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰ

2 ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘቅርብ

4 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰደ መቅረባይነት ዘለዎ

5 መከበሪ ጨረታ ኣብ ሀ ዝተዘርዘሩ 5000 ቅርሺ : ኣብ ለን ሐን ዘለዉ ድማ 25000 ቅርሺ ኣብ ፍልጦ ካብ ዘለዎ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ተጫረቲ ሰዓራይ ምኮኖም ምስተረጋገፀ አብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዋና ንግዲ ፍቃድ ብምሓዝ ዉዕሊ ክኣስሩ ይክእሉ

7 ተጫረቲ ዝመልእዎ ሰነድ ሐደ ዋና ሰነድ ጨረታ ምስ ሐደ ቅዳሕ ኣብ ዝተፈላለየ ፐስታ ብምዕሻግ ዘድሊ መረዳእታ ወናን ቅዳሕን ፈላሊዩም ከቅርቡ አለዎም

8 ተጫረቲ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 6 ዘይምለስ 1500 ብምክፋል ካብ ዕለት 25/5/2018 ዓም ክሳብ 13/6/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘለዉ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲታት እንዳገዝኡ ክወስዱ ይክእሉ

9 ዕለት 13/6/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ምምሕዳር ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 6 ዝክፈት ይከዉን

10 ዝእተዉዎ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ትካሎም ሽም ፊርማን ማህተምን ብዘለዎ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከእትዉ አለዎም

11 አብቲ ዘእትዉዎ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ድማ ፊርማ በዓል ዋና እንተዘይዓሪፍዎ ዉድቂ ይከዉን ናይ ቤት ፅሕፈት ማህተም ዝዓረፎ ብዋና ማለት እዉን ኦርጅናል ተመሊኡ ዝቀረበ ጥራሕ ተቀባልነት ይህልዎ

12 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ዋፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣፅቢ እንዳስላሴ ምካኖም ክፍልጡ ይግባእ

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914146562 0939530175 0914165417