1 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ብቅዓት መረጋገፂ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ ምዝገባ ካርድን : ንግዲ ስራሕ ፈቃድ : መቅረባይነትን ምዝጋበ ሰርተፊኬት ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ሰርተፈኬት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለሪሽን ናይ ቲን ምዝገባ ካብ ኤጀንሲ ልምዓት ኣፍልጦ ናይ ሓርበኛ ወይ ስዉኡ ስድራ ስዉእ ሓርደኛ ስድራ ስዉኡ ጉድ ኣካል ኩናት ዘቅርብ ምካኑ መረዳእታ ዘለዎም
2 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሸጢ 120 ተከታታሊ መዓልቲታት መሉእ ብመሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም
3 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ጨረታ ብምራክቢ ሓፋሽ ካብ ዝተጋወሐሉ ግዜ ጀሚሩ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ የጭላ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ቁፅሪ 3 ዘይምለስ 2000 ቅርሺ ብምክፋል ክዕድጉ ይክእሉ እዩም
4 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ፋይናንሻል ሰነድ ሐደ ዋና ክልት ቅዳሕ ሰነዳት ጨረታ ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ምስክር ወረቀት ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ ምዝገባ ካርድ ንግዲ ስራሕን ፍቃድ መቅረባይነት ምዝጋበ ሰርተፊኬት ናይ ቲን ምዝጋበ ናይ ቫት ምዝጋበ ምስክር ወረቀት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክላሪሽን ዉሕስና ጨረታ ማለት እዉን ቪድ ቦንድ ናይ ሓርባኛ ስዉኡ ሓርበኛ ስድራ ስዉኡ ሓርበኛ ስድራ ሓርበኛ ጉዱ ኣካል ኩናት ካብ ኤጀንሲ ልምዓት ዳኣንት ኣፍለጦ ደረጃ ትካል ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
5 ምስክር ወረቀት ዘቅርቡ ምካኖም መረደእታ ዘለዎም ኣብ ዝተፋለዩ ፖስታታት ብምዕሻግ መሊሶአም ኣብ ካልእ ዓብይ ፖስታ ብምሽዓግ ኣብቲ ልዕሊ ፖስታ ሽም ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ኣድራሻን ብዝረአ ቀለም ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሃሊ አብ ቤት መዘጋጃ ካተማ የጭላ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይክእሉ
6 ክሳብ ዕለት 24/6/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ይክእሉ እዩም
7 ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቀረቡ ቅጥዕታታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ሰነድ ሓቲሞም ፈሪሞም ቅድም ስዓብ እንተይዛብዑ እቲ ሰነድ ከምቲ ክሽየጥ ዝነበሮ ከቅርቡ አለዎም
8 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ዕለት 24/6/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ናይ ቅድም ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 24/6/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ናይ ቅድም ቀትሪ አብ ቤት መዘጋጃ ክክፈት እዩ
9 ሓርባኛ ስዉኡ ሓርበኛ ስድራ ስዉኡ ሓርበኛ ስድራ ሓርበኛ ጉዱ ኣካል ኩናት በዕሎም ንባዕሎም ዝወዳደርሉ ናሕሲ ዕደጋ ዘቅርብዎ መከበሪ ጨረታ ካብዞም ዝስዕቡ ብመልክዕ ዝቀርብ ኮይኑ ብጥር ገንዘብ ወይ ብኢትዩጱያ ብሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባንኪታታት ፋይናንሳዊ ትካላት ዝዉሃብ ኣብ ከኑታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪታት ወይ ፈይናንሳዊ ትካላት ቼክ ናይ ገንዘብ ክፍሊት መዘዚ ማለት እዉን ስፒኦ ወይ ብጥር ገንዘብ 15000 ቅርሺ መከበሪ ጨረታ ከትሕዙ አለዎም
10 ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ሰዓራይ ዝግለፅ ኣብ ኩሎም ናይ ኮንስትራክሽን ዘፈር ዘለዉ ደቀቅቲን ኣናሽተይን ንግዲ ትካላት ዝተወሃቦም ናይ ደቀቅቲን ኣናሽተይን ንግዲ ትካላት ዝተዉቦም መግለፂ ደረጃ ማለት እዉን ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት ካብ ብርኪ ናብ ካሊእ ብርኪ ወይ ካብ ደቀቅቲ ናብ ኣናሽተይ ምዕባይ ወይ ካብ ኣናሽተይ ናብ ደቀቅቲ ምዉራድ ኣይፍቀድን
11 እቲ ጨረታ ሓርባኛ ስዉእ ሓርበኛ ስድራ ስዉኡ ሓርበኛ ስድራ ሓርበኛ ጉዱኡ ኣካል ኩናት ባዕሎም ንባዕሎም ዝወዳደርሉ ናሕስ ዕደጋ ጥራሕ ዝዉዳደርሉ ግልፂ ጨረታ እዩ
12 ናብ ቤት መዘጋጃ ከተማ የጭላ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ቁፅሪ 3 ብኣካል ብምቅራብ ወይ ናብ ቁፅሪ ስልኪ 0924280763 0901753237