ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ

1 ኣብ ናይ ጉድኣት ኣካል ሐገዝቲ ናዉቲ ዝሰተፉ ትካላት ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድ መረዳእታ : መቅረባይነት ዘለዎም ፡ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ኮይኖም ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ዝሐለፈ ሰለሰተ ወርሒ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ መረዳአታ ሒሳብ ዘቅረብሉ ከቅረቡ ዝክእሉ

3 መከበሪ ጨረታ ናይ ጉድኣት ኣካል ሐገዝቲ ናዉቲ 30000 ቅርሺ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ባንኪ ብዘይሳዓር ሌተር ኦፍ ክሪዲት ዝቀርብ ዉሕስና ጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ከዓ ናይ ክፍሊ ትእዛዝን

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብቲ ቢሮ ክትወስዱ ትክእሉ

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ 17/6/2018 ዓም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ኣብ ንኡስ ከይዲ ዕደጋ ይከዉን

6 ጨረታ ወፂኡ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ተጫረቲ ዋጋ ዘቅርብሉ ብመሰረት እቲ ዝወፀ ዝርዝር ረቆሒ ካብ 3/6/2018 ዓም ክሳብ 17/6/2018 ዓም ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ምስተገዘእ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ፖስታ ዘቅርቡ ይኮኑ

7 እቲ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ን 15 መዓልቲ ይከዉን

8 ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ሐወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናስን ዝርከብ ኣብ ኮምፐሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ብሎክ ሐደ ኣብ ቀደማይ ደበሪ ቀፅሪ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን እዩ

9 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342400158