ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ንግስተ ሳባ ዓድዋ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን በብንግዲ ዘፈሩ ናይ 2018 ዓም በጀት ዓመት ግብሪ ዝከፈለ : ቲን ዘለዎም

2 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 29/5/2018 ዓም ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ዓድዋ ከይዲ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 6 ሐደ ሚኢቲ ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክወስድ ዝክእል

3 ኣብዚ ጨረታ ክወዳደሩ ዝክእሉ ቫት ወይድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድቦንድ ናይ መሳርሒ ህንፃ መሳርሒ : ፅሕፈት ኣቅሑት : ኤሌክትሮነክስ : ኣዉቶሞቲቭ ኣቅሑትን :ጋርመንት ሌዘር ኣቅሑትን በቢዘፈሩ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዝተወሃበ ናይ 2018 መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል

6 ሰዓራይ ጨረታ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳሩ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ከተማ ዓድዋ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ከቅርብ ዝክእል

7 እቲ ጨረታ ሰነድ ክሳብ 15/6/2018 ዓም ሰዓት 4፡00 ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ዝገብር

8 ጨረታ ሳንዱቅ 15/6/2018 ዓም ሰዓት ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክቡ ይክፈት

9 ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 40 መዓልቲ ዘይበልፅ ይከዉን

10 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914788359 / 0914211837 / 0921616187