ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ሕዳር 2018 ዓም ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ መቅረባይ ሰርተፊኬት ኮፒ ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምከፋቱ ንናይ ሓፂን መፀ ናይ ጨረታ መከበሪ ዉሕስና ንሕድሕድ ሎት 20000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድማ አብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ባን ዉሕስና ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ አለዎ ንኣፍሪዳም ሃንድ ፓምፕ ዊዝ ኦል አክሰሰሪ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ናይ ጨረታ መከበሪ ዉሕስና 200000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ባንኪ ሕስና ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ አለዎ

4 ንቪንቶናይት ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ናይ ጨረታ መከበሪ ዉሕስና 50000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ባንኪ ሕስና ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ አለዎ

5 ትናይ ጨረታ ዉድድር ብሎት ወይ ድማ ብድምር ዋጋ እዩ

6 ትጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ 10 ሚእታወ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ካብ ዝሰዓሮ ዉዕሊ መከበሪ ከትሕዝ አለዎ

7 ተጫረቲ ኣብ ከተማ መቐለ ቀበሌ 07 መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ኣብ ዝርከብ ኢንትርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ብምቅራብ 500 ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይክኣል

8 ትካልና አብ ጨረታ ዝተገለፀ መጠን ከም ኣድላይነቱ ክሳብ 25 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መስሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ክልተ ፖስታ ነንበይኑ ኦርጅንላን ኮፒን ተባሂሉ ተዓሺጉ ከቀርብ አለዎ

10 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ካብ 27/5/2018 ዓም ክሳብ ዕለት 7/6/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ክፍቲ ኮይኑ ይፀንሕ

11 9/6/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 43:0 በቲ ዕለት ንሱ እቲ ጨረታ ይክፈት

12 ተወዳደርቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ዎላ ተዘይተረከቡ ናይ መወዳደሪ ረቆሒ ካብ ዘማልኡ እቲ ጨረታ ይክፈት

13 ሰዓራይ ጨረታ እቶም ዝሰዓሮም ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ አብ ኤስኦኤስ አብ ሐሚዳይ አብ ዝርከቡ ናይ ትካልና ንብረት መዓቀቢ ከቅርብ አለዎ
14 ድሕሪ እቲ ጨረታ ምካፈቱ ተጫረቲ አብ ዘቅርቦም መወዳደሪ ሓሳብ ለዉጢ ምምሕያሽ ምግባር ከምእዉን ዓርሶም ካብ ጨረታ ምግላልን ኣይከኣልን

15 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ቅጥዒ ስም ፊርማ ማህተም ኣድራሽ ስልኪ ቁፅሪ ክፃሓፍ አለዎ

16 ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 90 መዓልቲታት ይከዉን

17 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342404674