ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 26/2018
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንፓምፕ ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈቲንግ አቅሓ GI Socket 4"(Heavy duty) አቅሓ ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ. ቁ 22905 ቐ/መ/ማይ ብዕለት 15/05/2018 ዓ.ም ብአውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተ ማይ ተዓዲጉ ንክቀርብ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።
- ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ
- ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር
- ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበረሉ
- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል:
ተወዳዳራይ ዘሸነፎ/ዝሰዓሮ ንብረት ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ናብ ናይ መጫረታይ ቤት ፅሕፈት መክዝን ብናይ ባዕሉ ትራን ስፖርት ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ አለዎ:
| ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Electrode 3.2 mm | packet | 24 | pemanent | ||
| 2 | Catter Disk 230 * 2.0 * 22.2 | pcs | 150 |
NB.
➢ እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
➢ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 20/05/2018 ዓ.ም ክሳብ 22/05/2018ዓ/ም
➢ እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
ኣድራሻ
ቤት መአዘጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407335 ምድዋል ይከአል