ናይ ጨረታ ምልከታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ሕንፃ መሳርሒ ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ
2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::
3 ናይ ሰነድ መግዝኢ ብር 100/ሓደ ሚኢቲ ቅረሺ/ይከውን::
4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 12/05/2018 ዓ/ም –18/05/2018 ዓ/ም ይከውን::
5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ18 /05/2018 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 18/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 4;30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
7 ናይቲ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም
8 VAT ተመዝገበቲ ዝኮንኩም::
N.B ንተወሳኪ ሓበሬታ ናይ ማድኣት ዌብ ሳይት ፌስቡክ ፔጅ
Website: https://watigray.org
Facebook link: Tigray-Women-Association-Official