ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ናይ ገዛ ምዕባለ ኤጀንሲ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ም ል ክ ታ ፕ ሮ ፎ ርማ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኮንስትራክሽን ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 08/5/2018ዓ/ም ስዓት 10:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ

➢ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2018 ዓ/ም

➢ (TIN) Tax identification Number ዘለኩምን

➢ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ስርትፍኬት ዘለኩም ።

ተ.ቁዓይነት ኣቕሓዝርዝር መግለፂመዕቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
1ባህርዛፍ በዓል 12ካብ 5 ሜ ዘይነኣሰቁፀሪ82
2ባህርዛፍ በዓል 8ካብ 5 ሜ ዘይነኣሰቁፀሪ82
3መስማር በዓል ቆቢዕኪሎ20
4መስማር በዓል 10ኪሎ05
5መስማር በዓል 9ኪሎ05
6መስማር በዓል 12ኪሎ05

መተሓሳሰቢ

• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሸጢ /7/ሸወዓተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።

• ኣብ ስቶሩ ንብረት ዘይብሉ ተጫረቲ ክመልእ የብሉን ካልኣይ ንዝሰዓሮ ኣቕሓ ፅሬቱ ምስተረጋገፀ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ዝምልክቶ ቦታ ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ተሓታቲ ይኸውን፡

• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።

• ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ/ጨረታ ብኸፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣