ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

ምልክታ ፕሮፎርማ

1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፧ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዋዳደር ይክእል ።

ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1በልጅንት RE ታሕታዋይ96 75 02 88 80ብቁፅሪ1
2በልጅንት ዘ ታሕታዋይ96 75 03 18 80ብቁፅሪ1
3ፈርዮን ሻራ ድሕሪት16 19 22 96 80SET1
4ፈርዮን ሻራ ቅድሚትን16 08 69 13 80SET1
5ፉዩል ፊልተር1567.06ብቁፅሪ1
6ጎማ ናይ መኪና205/55R16ብቁፅሪ4
7ካላማዳርያ205/55R17ብቁፅሪ4
8ዳሸ ቦርድ ቅብኣትኦርጅናልብቁፅሪ4
9ሸቶ ናይ መኪናኦርጅናልብቁፅሪ5
10ናይ እግሪ መረጋገፂብሳምፕልset1


1. በቲ ዘርፍ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተግይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ እተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 05/05/2018ዓ/ም ክሳብ ዕለት 07/05/2018ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 08/05/2018ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቅ/ቀ ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከከሰሜን ይከውን፡

3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።

4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የግድድን እዩ።

5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅፊቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእልን ።

6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7. ንብረት ኣብ እዋኑ ሶፊቱ ዝሓለወ -- ዘረከበ - መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር፡፡

8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕዴፈት ፖሊስ ፊትለፊት ኮይኑ G ንርከብ ።

9.ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ̧ ቁፅርና 03 42 40 15 95 ደዊልካ መብርሂ፡ ምሕታት ትክእሉ ፡፡