ምልክታ ፕሮፎርማ
1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፧ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዋዳደር ይክእል ።
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | በልጅንት RE ታሕታዋይ | 96 75 02 88 80 | ብቁፅሪ | 1 | |||||
| 2 | በልጅንት ዘ ታሕታዋይ | 96 75 03 18 80 | ብቁፅሪ | 1 | |||||
| 3 | ፈርዮን ሻራ ድሕሪት | 16 19 22 96 80 | SET | 1 | |||||
| 4 | ፈርዮን ሻራ ቅድሚትን | 16 08 69 13 80 | SET | 1 | |||||
| 5 | ፉዩል ፊልተር | 1567.06 | ብቁፅሪ | 1 | |||||
| 6 | ጎማ ናይ መኪና | 205/55R16 | ብቁፅሪ | 4 | |||||
| 7 | ካላማዳርያ | 205/55R17 | ብቁፅሪ | 4 | |||||
| 8 | ዳሸ ቦርድ ቅብኣት | ኦርጅናል | ብቁፅሪ | 4 | |||||
| 9 | ሸቶ ናይ መኪና | ኦርጅናል | ብቁፅሪ | 5 | |||||
| 10 | ናይ እግሪ መረጋገፂ | ብሳምፕል | set | 1 | |||||
1. በቲ ዘርፍ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተግይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ እተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 05/05/2018ዓ/ም ክሳብ ዕለት 07/05/2018ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 08/05/2018ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቅ/ቀ ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከከሰሜን ይከውን፡
3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።
4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የግድድን እዩ።
5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅፊቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእልን ።
6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
7. ንብረት ኣብ እዋኑ ሶፊቱ ዝሓለወ -- ዘረከበ - መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር፡፡
8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕዴፈት ፖሊስ ፊትለፊት ኮይኑ G ንርከብ ።
9.ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ̧ ቁፅርና 03 42 40 15 95 ደዊልካ መብርሂ፡ ምሕታት ትክእሉ ፡፡