ምልክታ ፕሮፎርማ
ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ቁፅሪ-32
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።
| ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለዪ /Part Number/ | መለክዒ/Unit/ | በዝሒ /Qty/ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ፐርሊን 5×7 cm sawn wooden purlins | As per sample | ቑፅሪ | 85 | ||
| 2 | Eucalyptus of upper & lower members of truss | 10-12 cm Diameter | ቑፅሪ | 30 | ||
| 3 | Eucalyptus of upper & lower members of truss | 8-10 cm Diameter | ቑፅሪ | 25 |
ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 27/04/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 11፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ከቕርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል:: ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ