ቤት መዘጋጃ ከተማ መረ-ሚሊ

ቁፅሪ ቤ/ማ/ከ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር/3/2018ዓ/ም

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኣብ 2018ዓ/ም ባጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደልይ በዚ መሰረት ኣብዚ ሞያ ዝተሳማረኹም ሕጋዊያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ንሓትት ንፎቱ።

ተ.ቁዝርዝር ንብረት ሞተር ሳይክልስፐስፍከሽንመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመ/ሂ
ብርሳንብርሳን
1.ሞተር ሳይክል(ቦክሰር)በቲ ብድሕርት ዝተሐሓዝና መሰረት ይቀረበልናቁፅሪ01

ክማለኡ ዝግበኦም ረቁሓታት

1. በዚ ዘፈር ንግድ ዝምልከት ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድን፣መቅረባይነትን ናይ ግብሪ ከፋል መለለይ ካርድ ዘለኩምን፣ቫት ዝተመዝገቡን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዲክለር ዝገበረን፣መለለይ ግብሪ ቁፅሪ/ቲን ከቅርብ ዝኽእሉ።

2. ተጫረት እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ጨረታ ዝተመሓየሸሉ ፍርማ እንተዘይሃልይዎ ተቀባልነት ከም ዘይብሉ ነተሓሳስብ ንፈቱ፣ናይ ተጫራታይ ሙሉእ ኣድራሻ፣ ማህተም፣ ፍርማ፣ ክህልዎ ኣለዎ። እቲ ፖስታ ኣብ ላዕሊ ብዝንበብ ፅሑፍ ዓይነት ዝተገዘአሉ ሰነድ ክፅሓፈሉ ይግባእ።

3. ተጫረቲ እቲ ናይ ሞተር ሳይክል ጨረታ ዘይምለስ 500 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ማዘጋጃ ከ/ስ/እቶት ምዉሳድ ይከኣል።

4. ተጫረቲ ናይ ሞተር ሳይክል መኽበር ጨረታ ዝኸዉን ብር 6000 /ሽዱሽተ ሽሕ/ ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንክ ዝተረጋገፅ ስፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል።

5. ካብቲ ዝተቀመጠ ስፐስፍከሽን ይኹን ዓይነት ንብረት ወፃኢ ገይርካ ብናይ ባዕልኻ ምቅማጥ ኣይከኣልን።

6. ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀአሉ ጀምሩ ተኸታታል ናይ ስራሕ ስዓት ዕለት 24/04/2018 ዓ/ም ክሳብ 05/05/2018 ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኾይኑ ብተመሳሳል ዕለት 05/05/2018 ዓ/ም ስዓት 10:00 ተዓሽጉ ብተመሳሳል ዕለት 05/05/2018ዓ/ም ስዓት10:30 ተጫረት ወይ ሕጋዊ ወክላቶም ኣብ ዘለዎ ይክፈት።

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕዉ እዩ።

8. ቤት ፅሕፈትና 20% ናይ ምዉሳኽን ምቅናስን መሰሉ ሕለዉ እዩ።

9. withholding taxs/ዊዝ ሆልድንግ ታክስ/ ዝኸፍሉ ምኻኖም ምርዳእ የድልይ።

10.ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልክ 0988737923/0941467518 ደዉልኩም ምሕታት ትኽእሉ።