1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ናይ ዘመኑ 2018 ዓም ዝተደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብቅዳሕ አታሓሒዝኩም ክተቅርቡ እትክእሉ
2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩምን ብቅዳሕ አታሓሒዝኵም ክተቅርቡ እትክእሉ
3 ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዘለኩምን ብቅዳሕ አታሓሒዝኵም ክተቅርቡ እትክእሉ
4 ሰነድ ጨረታ ካብ 6/4/2018 ዓም ክሳብ 21/4/2018 ዓም ብተከታታሊ መዓልቲ ኣብ ዘሎ እዋን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምዳር ፋይናንስን ወረዳ አስገደ ኣብ ከተማ ክስድ ገባ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ብምክድ ዘይምለስ 150 ቅርሺ እናከፈልኩም ክሳብ ዕለት 21/4/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ክትወስዱ ትክእሉ ኢኩም
5 ጨረታ 21/4/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 4:30 ቅደሚ ቀትሪ ባዕሎም ወይድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
6 እቲ ሰነድ ጨረታ በቲ ኣብ ምልክታ ዝተገለፀ መሰረት ኣማሊኡ እንተተረኪቡ ተጫራታይ ብዘይምህላዉ ንምክፋት ዝዓግቶ ነገር የለን
7 ናይ ጨረታ መከበሪ ናይ እንስሳ መድሓኒትን መሳርሕን 10000 ቅርሺ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
8 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ምኮኑ ምስተገለፀ በቲ መምርሒ መሰረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
9 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ንተከታተልቲ 20 ማዕልቲታት ይከዉን
10 ቤት ፅሕፈት በቢዘፈሩ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ቀረብ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክንኪ ይክእል እዩ
11 ሰነድ ጨረታ ብንፁር ዝንበብን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ናይ ባዕሎም ፊርማን ማህተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ይግባእ
12 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንዝበለፀ ሐበሬታ 0914743063 / 0914699409