ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ እንዳ መኮኒ

1 ሕጋዊ ናይ ሐፈሻዊ ኮንስትራክሽን ወይ ድማ ህንፃ ኮንስትራክሽን ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተራት ካብ ዕለት 2/4/2018 ዓም ክስብ 9/4/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘይምለስ ብር 300 ብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ጥቃ ትኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ወረዳ መኮኒ መፂእኩም ክትወስዱ ከምትክእሉ ንሕብር

2 ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ናይ ተጫራታይ ሽም ፊርማ ማህተም ኣድራሻ ክትገብሩ ይገባእ

3 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ሓፈሻዊ ወይድማ ህንፃ ኮንስትራክሽን ንግዲ ፍቃድን ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ መቀረባይነት ዘቅርብ

4 ዋና ሰነድ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒን ኣብ ሐደ ፖስታ ብምዕሻግ ከቅርብ ዝክእል

5 ተወዳደርቲ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ጥቅምቲ ወርሒ ዲክላሪሽን ከቅርብ ዝክእል

6 መከበሪ ፕሮፎርማ በር 100000 ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ

7 እቲ ጨረታ 9/4/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ዕለት 9/4/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914421683