ዋግዋጎ ትሬዲንግ ሓ/ዝ/ተ/ው/ማ

ናይ ጨረታ ምልክታ

ሞገድ ኢንጂነሪንግ ን ኮንስትራክሽንን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ ዉቅሮ ንዝሰርሖ ናይ ዋግዋጎ ኤሌክትሪክ ገመድን ኬብልን ፕሮጀክት ዘድልዩ ዝተፈለላዩ ናዉቲ ማለት

➢ ዕድጊት ናይ ፎርም ዎርክ ስራሕቲ ዘድልዩ እታዎታት

➢ ዕድጊት ቴንዲኖን ሽቦን ሚስማርን

➢ ዕድጊት ፀፀርን እምንን

➢ ዕድጊት ከምኡዉን

ዝተፈላለዩ ዓይነታት ባህርዛፍ ብጨረታ ዕድጊትንምፍፃም

➢ ክራይ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታት(ኤክስካቫተር ሮለር ሲኖትራክ ናይ ማይ ቦቲ ወይ ሻወር ትራክ ስለዝደለየ ኣብዚ ክትጭረቱ ትደልዩ ኣመልከቲን ተጫረትን ሰነድ ጨረታ ኣብ ዲያስፖራ ከባቢ ፊት ንፊት እንዳፈሓም ዝርከብ በዓል 9ተ ደብሪ ህንፃ ኣብ ቀዳማይ ደብሪ ብር 200 ዘይምለስ ሰነድ መግዝኢ ብምኽፋል ካብ ዕለት 27/03/2018ዓ/ም ሰዓት 8 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 01/04/2018 ዓ/ም ሰዓት 8 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረትቲ ሰነድ ጨረታ ገዚኦም ክሳብ ሰዓት 8:55 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ምእታዉ ይኽእሉ።

➢ እቲ ጨረታ ሰዓት ይ ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 9:30 ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዝተረኸብሉ ይኽፈት ።

09-11-20-89-72