ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

1 ናይ 2017 ን 2018 ዓም ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ ድማ ቲኢቲ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ ብተመሳሳሊ ዘርፊ ዝተመዝገቡን ክኮኑ አለዎም

2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበሪ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብር ብመልክዕ ስፒኦ ካሽን ባንኪ ጋራንትን ኣብ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከትሕዝ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ክፍሊ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረብቲ ሰነድ ጨረታ ብስምሺ ብዝተዓሸገ ፖስታ ፋይንሻል ክልተ ቅዳሕ ማለት እዉን ዋናን ቅዳሕን ቴክኒካል ክልተ ቅዳሕ ማለት እዉን ዋናን ቅዳሕን ክሳብ 9/12/2025 ከም ኣቆፃፅራ አዉሮፓዊያን ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከተቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ 9/12/2025 ከም ኣቆፃፅራ አዉሮፓዊያን ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ናይ ንጎሆ ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

7 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914726790 / 0344405806