ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

1 ተጫረቲ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ :መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪን : ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምኮኖም ዝገልፅ መረዳእታት ወረቀት ምስክር መቅረባይነትን ካልኦት ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ናይ ሰነድ ጨረታ 300 ቅርሺ ምክፋል ኣብ መቀለ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዕደጋን ዳይሬክቲሪት ዕድጋን ምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ይክእሉ

3 ሰዓራይ ጨረታ ዝኮነ ተወዳደሪ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ወይድማ ዉሕስና ዘለዎ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ / ባንኪ ጋራሕቲ ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ወይድማ ብፖስታ ሳንዱቅ ቁፅሪ 14 ምልኣክ ይክእሉ

5 ሰዓራይ ጨረታ ዝኮነ ተወዳዳራይ ምስ ሰዓሩ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲታት ናብ ኢንተርፕራያዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

6 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራታይ ዉዕሊ እንተይዘይኣሲሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ብሙሉኡ ተወሪሱ ካብቲ ጨረታ ይስረዝ

7 ሰንዱቅ ጨረታ 24/3/2018 ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወካለቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ እንተርፕራይዝ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0342404632 / 0914734474 / 0914765723