ኮሌጅ ትምህርቲ መምሃራን ዓብይ ዓዲ

ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም : ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም : ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለኩምን ነጋዲ ክትጫረቱ ይዕድም

2 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ ጉጅለ ዕደጋ ምምሕደርን ንብረት ሒሳብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ትምህርቲ ቨት ተመዝገብቲ ጥራሕ 400 ቅርሺ ናይ ስፖርት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ህንፃ መስርሕን : ሃለቅትን ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ተጫረቲ ካብ ቫት ወፃኢ ዘለኩም መቅረብቲ ብር 200 እናከፈልኩም ብምዉሳድ እዚ ምልክታ ብሬድዩ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 18/3/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ኮሌጅና ንዘሎ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ እትክእሉ ትክእሉ

3 እቲ ጨረታ 18/3/2018 ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትገራይ መቀለ ይክፈት ኣብቲ ዝተብሃለ ቦታን ሰዓትን ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እዉን እቲ ጨረታ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914754298 / 0937036818 / 0914754315