ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ነቅሰገን

1 በዚ መሰረት ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ሰነድ ጨረታ ካብ 26/2/2018 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 16/3/2018 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ነቅሰገ ዘይምለስ 200 ብምክፋል መፂእኩም ክትወስዱ ትክእሉ

2 ናይ ተጫራቲ ሽም ፊርማን ኣደራሻ ማህተምን ክገብሩ ይግባእ

3 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ከቅርብ ዝክእል

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም

4 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መቅረባይነትን ዘለኩም ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ዘቅርብ

5 መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 6000 ቅርሺ : ናይ እንሰሳት መድሓኒት 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ጥራይ ከትሕዝ አለዎ

6 ሰዓራይ ጨረታ ናይ ቅሬታ ግዜ ምስሐለፈ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ማዕለቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

7 ናይ ንብረት መረክቢ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ነቅሰገ ይከዉን

8 ጨረታ 16/3/2018 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከሉ ይክፈት

6 ብጨረታ ስርዓት መሰረት እቲ ሰነድ ጨረታ ተማሊኡ እንተፀኒሑ ይክፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0933800078