Sur Construction PLC

1 ስለዚ ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር ክተማልኡ ዝገቦኦክሙ ረቆሓቲታት ኣማሊእኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ነፍልጥ

2 ተጫረቲ ናይዚ ዓመት ዝተሐደሰ ሕጋዊን ተዛማደን ንግዲ ፍቃድ : ቲን ቁፅሪ : ቫት ተመዝጋቢ ምካኖም መረዳእታ ምስ ሰነድ ፎቶ ኮፒ ክተታሓዙ ይግባእ

3 ተጫራቲ እንተነኣሰ ኣብ ሐደ ተመሳሳሊ ስራሕ ዝሰርሑን ጠቅላላ ስራሕ ተቆራፂ ደረጃ ኣርባዕተ ልዕሊኡን መነግዲ ሰራሕ ተቆራፂ ደረጃ ኣርባዕተ ልዕሊኡን ህንፃ ስራሕ ተቆራፂ ደረጃ ሰለሰተ ልዕሊኡን መምረቲን ወይድ መቅረብትን ፍቃድ ዘለኩም ክትኮኑ ይግባእ

4 ተጫረቲ ንጨረታ ዝተዳለወ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 23/3/2018 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ንነብሰወከፍ ሰነድ ዘይምለስ ብር 500 ብምክፋል ኣብ ከተማ መቐለ ፍሉይ ቦታ ላጪ ካብ ዝረከብ ቤት ፅሕፈትና ኮንትራክትን ዲዛይንን ክፍሊ ሰነድ ክወስዱ ይጋባእ

5ዝወዳደሩ ተጫረቲ ዋጋን ቴክኒካል ፕሮፖዛልን ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ወይድማ ፖስታ ንሕድሕድ ስራሕቲ ወይድማ ፕሮጀከት ወይ ብዘይ ስርዝ ድልዝ ብጨረታ ሰነድ ዝተቀመጠ መሰረት መሊእኩም ፈሪምኩም ማህተም ጌርኩም ክሳብ ዕለት 23/3/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ላጪ ናብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ኮንትራክትን ዲዛይንን ክፍሊ ክተቅርቡ ይግባእ

5 እቲ ቴክኒካል ፕሮፖዛል ብተመሳሳሊመዓልቲ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ቅድመ ኢሎም ዝተገለፀ ኣድራሻታት ዝክፈት ኮይኑ ዝተረከበ ይኩን ዘይተረከበ ተጫረቲ በቲ ዉፅኢት ተገዛኢ ይከዉን

6 እቲ ፋይናንሻል ወይድማ ድሕሪ ቴክኒካል ግማጋም ንዘማልኡ ተጫራቲ ጥራሕ ኣብ ነፍለጠኩም ዕለት ይክፈት

7 ተጫረቲ ንሕድሕድ ስራሕቲ ወይድማ ፕሮጀክት ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 100000 / ሚኢቲ ሽሕ/ ብስፒኦ ብሽም ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ን60 መዓልቲ ዝፀንሕ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ግዜ ከቅርበየ ይግባእ

8 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0925433509 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል