ግልፂ ጨረታ
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል
• ፅሕፈት መሳርሒ
• ፅሬት መሳርሒ
• ኤሌክትሮኒክስ
• ህንፃ መሳርሒ
• ናይ ኤሌክተሪክ ኣቑሑት
• ናይ ጄኔነተር ስፔር ፓርት
ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለ ዝምልከተኩም መቕረብቲ በዚ ዝስዕብ ናይ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።
1. ተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ፣ መለለይ ግብሪ ክፋልነት(T 6 መረበት ኣርተፊኬት፣ናይ ተወሳኺ እሴት ታክሲ ፣) ዝተመዝገብቲ ሰርተፊኬትን ናይ መስከረም ወርሒ ሻት ዲክለረልን ዘቕርቡ ናይ ሓረታ መክበሪ (CPO ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ናያ - ራሬት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኤሌክትሪክ ( ህንፃ መሳርሒ ፣ ናይ ሾኔነተር ስር ድ ንሕድሕድ ብር 3,000/ብር ሰለስተ ሽሕ ብንኪ ዝተረጋገፀ ር ብሽም ማእኾታና ከትሕዙ ዝኽእሉ
2. ንሕድሕድ ዓይነት ዘርፊ ጨረታ ካብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 04 ይምለስ ብር 200 (ክልተ ሚኢቲ ብር) ጥራሕ ከፊሎም ኣ ምልክታ ካብ ዝወለ ዕለት 25/02/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/03/2018 ዓ/ም ሰዓት ባይ ናይ ንባ ኣብ ዘሎ ስራሕ ሰዓት ዓዲጎም ነን ጠቅላላ ዋጋን ምስ ሻቲ ሓዊም ስታ ብምግባር ኦርጅን ኮርን ነንበይኑ ብምዕሻ ናይ ኣካሎም ማኮም ብምግባር ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ዓዱን እታዋ ይገብሩ።
3. ጨረታሳንዱቅ ዝርከብሉ ቦታ ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳርን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 07 ይኸውን።
4. ጨረታ ምስ ተከፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ለውጪ ወይ ምምሕያሽ ምግባርን ካብ ጨረታ ነብሶም ምግላልን ኣይኽእሉን።
5. ጨረታ ዕለት 10/03/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 3፡45 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ተወዳደርቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውሉ ይክፈትብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ አይተአጓጎልን።
6. ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ዝተቐመጡ ነጥብታት ግልፂ እንተዘይኮይንሎም መብርሂ ወይ መማሓየሺ ሕቶ ከቕርቡ ዝክእሉ ጨረታ ዝኸፈተሉ እዋን ቅድሚ ምብፅሑ ይኸዉን።
7. እቲ ከይዲ ስራሕ ጨረታ ምስ ተኸፈተ ከም ኣድላይነቱ ናይቱ ዝግዛእ መጠን ንብረት ክሳብ 20% ክዉሰኸ ወይ ክቕንስ ይኸእል።
8. ጨረታ ዝሰዓረ ኣብ ጊዜ ውዕሊ ካብቲ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% ከትሕዝ ዝኸእል።
9. ዘሸነፍዎ ንብረት መቕረብቲ ብናይ ባዕሎም ናይ ትራንስፖርት ወፃኢ ናብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ኣታዊ ክገብሩ ዝኽእሉ ።
10. ማእኸልና እዚ ጨረታ ዘየዋፅኦ እንተኾይኑ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ፡፡