ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ

1 በቲ ዘፍር ንሱ ግብሪ መንግስቲ ዝከፈለክም : ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ሐደ ቅዳሕን ዝይምለስ ሐደ ኦርጅናል ዝምለስ ከቅርብ ዝክእል

2 ምስክር ወረቀት ቁፅሪ መለለይ ከፋሊ ግብሪ ዘለኩም ሐደ ቅዳሕን ዘይምለስ ሐደ ኦርጅናል ዝምለስ ከቅርብ ዝክእል

3 ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብክሙን ዝተሐደሰ ወረቀ ምስክር መቅረባይነት ሐደ ቅዳሕን ዝይምለስ ሐደ ኦርጅናል ዝምለስ ከቅርብ ዝክእል

3 መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ እትሳተፉ ተወዳደርቲ ተወሳኪ አሴት ታክስ ምዝጉባተ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ነሐሰ 2017 ዓም ሪፖርት ዝገበርክምሉ መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ኩሎም ዝተሐተቱ ረቆሒታት መረደእታ ሐደ ቅዳሕን ዘይምለስ ሐደ ኦርጅናል ዝምለስ ከቅርብ ዝክእል

5 ተወዳደርቲ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ማለት ቢድቦንድ መሳርሒ ፅሕፈት 30000 : ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት 5000 : ናይ ሕትመት ስራሕቲ 5000 : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 45000 : ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናውቲ ሕክምን ኣቅሑት 15000 ብካሸር ፓይመንት ኦርደር ማለት እዉን ስፒኦ ብብባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ ከትሕዙ ትክእሉ

6 ተወዳደርቲ ካብ ዝተቃለሐሉ 13/2/2018ዓም ጀሚርኩም ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምዉሳድ ዝርዝር ዋጋ መሊእኩም ኣብቲ ከይዲ ስራሕ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታሰ ብዝተዓሸገ ፖስታ አታዊ ክትገብሩ እትክእሉ

7 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 13/2/2018ዓም ዓም ዓም ከሳብ 28/2/2018ዓም ሰዓት ኮይኑ ሳነዱቅ ጨረታ ዕለት 28/2/2018ዓም ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ብግልፂ ይክፈት

8 ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 35 መዓልቲታት ይከዉን

9 አብዚ ወድድር ሰዓርቲ ዝኮኑ መቅረብቲ ናይ ስዓርዎ ኣቅሑት ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእተዊ መክበሪ ብስፒኦ ብባንኪዝተረጋገፀ መአዘዚ ቼክ ከትሕዙ ይግባእ

10 ኣብዚ ጨረታ ሰዓርቲ እትኮኑ ተወዳደርቲ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ፅሬት ዘለዎን ብመሰረት ቤት ፅሕፈትና ዘዳለዎ ረቆሓን ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ ካልኦት ወፃኢታት ብምሽፋን ናብ ወረዳ ፅምብላ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናስን ዕቀባ ንብረት ኣምፂኡ ዘረከብ

11 ቤት ፅሕፈትና አብ ነብሰ ወከፍ ዓይነት ንብረት 20 ሚእተዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእለ እዩ

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914781384 0913485261