ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን

ቁፅሪ ከ/ስ/ዕ/ንብ/ምም/ር/343/21/ 

ዕለት13/02/2018ዓ/ም

ምልክታጨረታ ፕሮፎርማ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ም/ር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈት ዘ/ቁጠባ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ናይ ሰፍትኔት ተወሳኺ ካፒታል ባጀት ናይ 2018ዓ/ም

1. ንናይዕቀባ ሓመድን ማይፖንፈልሲ ጣብያ - ግልጋሎትዝዉዕል ናይ ሕርሻ መሳርሒ ኣቁሑ : procurement Referance No Tig/HW/G001/25

2. ንናይ መስኖ ዝርገሐ ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ መሳርሒ procurement Reference No Tig/W/GO02/25

3. ንፈልሲ ጣብያ ግልጋሎት ዝውዕል ዝራእቲ procurement Referance le Tig/HW/G003/25

4. ንስነ መዓዛ ካብ45 ማዓልቲ ዝገበራ ጨቓዊት ደርሁ procurement Referance No Tig/W/G005/25

ብ ምልክታጨረታ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡

በዚ መሰረት ነቲ ዝድለ ረቑሓታት ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

➢ በቲ ዝተጠቐሰ ዘርፊናይ 2017ዓ/ምንግዲ ፍቓድዝተሓደሰ ዘለኩም፤ቲን ናምበር፤መቅራባይነት ዝተሓደሰ ዘለኩም፡

➢ ኣብ ተራ ቁፅሪ 1፣2ን3ን ተዋዳደርቲ ዝኾንኩም ነጋዶ ሻት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ከምኡ ድማ ናይ ወርሒ ሓምለ ዲክለር ዝገበርኩም ክትኾኑ ይግባእ ።ቅድሚ ምልክታጨረታፕሮፎርማ ብጥረገንዘብ ወይ ድማ ባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚክፍሊት ቼክ/C.P.O/ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍክሬዲትን ኣብ ተራ ቁፅሪ 1፣2ን3ን ተዋዳደርቲ ዝኾንኩም ነጋዶ

➢ ነቲ ምልክታጨረታፕሮፎርማ መኽበሪ 4000(ኣርባዕተሽሕ) ብር ክትሕዝ ዝኽእል።

➢ እቲ ዘይሰዓረ ተጫራታይ ናይ መኽበሪ ጨረታ ቢድባንድ ሰዓራይ ምስተገለፀ ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ይምለሰሉ። ንናይፈልሲ ጣብያ ዝራእትን ፣ናይ ሕርሻ ህንፃ መሳርሒ ፣ንናይ መስኖ ዝርገሐ ህንፃ መሳርሒ ከምኡ እውን ጨቓዊት ደርሁ ካብ 13/02/2018ዓ/ም ጀሚሩ ዝርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምዕዳግ ኣብ ናይ ባዕልና ዝተዳለወ ዶክሜንት ብምምላእ ንተራቁፅሪ 1ን2ንኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታ ዓሺግኩም ፊርማን ማህተምን ተገይሩሉኣብ ቤት ፅ/ትልምዓት እቶትን ም/ር ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ቢሮቁፅሪ 02 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ይኣቱ፡፡

➢ ናይ ሕርሻ መሳርሕን ዝራእትን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/02/2018 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ስዓት 4፣30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ም/ር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቢሮ ቁፅሪ 02 ይክፈት። ከምኡ እውን ጨቓዊት ደርሁ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:00 ድ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሽዑንሽዑ ሰዓት 8:30 ይኸፈት።

➢ ንናይ መስኖ ዝርገሐ ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ መሳርሒፕሮፎረማዘዕፀወሉ ዕለት21/02/2018ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ስዓት 4፣30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ም/ር ፋይናንስንወረዳ ሓዉዜን ቢሮ ቁፅሪ 02 ይክፈት። ተጫራታይ ባዕሉ ወይ ሕጋዊወከልቶምተዝህልዉይምረፅ/እንተዘይሃልዮም ግና ዘይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ/ጨረታ ደኩሞንት/ኣይህልን።

➢ ሰዓራይ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል መዕዩ ውዕሊ ይኣስር ።

➢ ሰዓራይ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ንብረት ከረክብ ዝኽእል ጥራሕ ይወዳደር።

➢ ናይቲ ሽያጥ ዝርዝር ዶኩሜንት ንሕድሕድ ዘይምለስ 50ብር(ሓምሳ ብር) ብምክፋልካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ም/ር ፋይናንስ ወረዳ-ሓዉዜን/ስ/ዕ/ንብ/ምም/ርን ቢሮቁፅሪ 02 ምዉሳድ ይከኣል ።

➢ ጨረታ ዝሰዓረ ውዕሊ እንትኣስር ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% መኽበሪ ውዕሊ ከትሕዝ ዝኽእል ንብረት ኣታዊ ይገብር።

➢ ሰዓራይ ዉዕሊ ኣሲሩ ንብረት ኣታዊ ዘይገበረ እቲ ኣታዊ ዘይተገበረ ንብረት ብሕድሕድ መዓልቲ 1/1000 ተቀፂዑ እቲ ዝሰዓሮ

➢ እቲ ጨረታ ፕሮፎርማብዝተፈላለየ መለክዑ ከዛብዑ ዝፈተኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ጌሩ ንቀፃሊ ከይሳተፍ ይገብር ።

➢ ተጫረቲ ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፍቀድን ። ማለት ዘትሓዝዎ ናይ ጨረታ መኽበሪ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይኸውን ።

➢ ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዝያ ብምሽፋን ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ም/ር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቢሮ ቁፅሪ 02 ኣጓዓዒዙ ዘቅርብ።

➢ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ናይ ባዕልና ቅጥዒ ወፃኢ ምጥቃም ኣይፍቀድን ።

➢ ብመምርሒ መሰረት ኣብ እንዕድጎ ንብረት መጠን ኣይተም ብኣይተም 20% ክዉስክ ወይ ክቅንስ ንክእል ኢና።

➢ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

➢ ንብረት ዝሰዓረ ነጋዳይ ኣጋዓዕዙ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ም/ር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ቢሮ ቁፅሪ 02 ኣጋዕዙ ምስ ኣምፀአ እቲ ንብረት ብበዓል ሞያ ምስ ኣረጋገፆ ኣታዊ ይኩን ኢሉ ምስ ፀሓፈልናንክፍሊት ንከፍል ምካና ነፍልጥ።

ምስ ሰላምታ

ቤትፅ/ ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንስን ወ/ሓውዜን ከ/ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ 0914101196/0996169583