ቁፅሪ 601/05/ዕ/ን/ምም/ር/18
ዕለት፡- 07/02/2018ዓ/ም
ፕሮፎርማ ምልክታ ጨረታ ኢንዳስትሪያል ማተርያል
Procurmet Reference # Tig/DT/G/002/25
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዕራእ ወምበርታ ናይ ዘፈር ቁጠባን ሕ/ገ/ልምዓትን ብናይ PSNP-5 ካፕታል በጀት 2018ዓ/ም ካብ ዝተመደበ ኢንዳስትሪያል ማተርያል ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዝርዝር ረቓሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ስብ ትካል ንክትዋዳደሩ ንዕድም፡፡
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ስምንቶ | 2ይ ደረጃ | ኩንታል | 81 | ዝራገፈሉ ጣብያ ባርካ ዓ/ስብሓ ቁሸት ደምባ ፍሉይ ቦታ ጉምበሖ | ||
| 2 | ቴንዲኖ በዓል 12 | 1ይ ደረጃ ቱርኪ | ኪ/ግራም | 501 | ዝራገፈሉ ጣብያ ባርካ ዓ/ስብሓ ቁሸት ደምባ ፍሉይ ቦታ ጉምበሖ | ||
| 3 | ቴንዲኖ በዓል 14 | 1ይ ደረጃ ቱርኪ | ኪ/ግራም | 401 | ዝራገፈሉ ጣብያ ባርካ ዓ/ስብሓ ቁሸት ደምባ ፍሉይ ቦታ ጉምበሖ | ||
| 4 | ቴንዲኖ በዓል 16 | 1ይ ደረጃ ቱርኪ | ኪ/ግራም | 202 | ዝራገፈሉ ጣብያ ባርካ ዓ/ስብሓ ቁሸት ደምባ ፍሉይ ቦታ ጉምበሖ |
መተሓሳሰቢ
❖ ኣብ ፖሰታኩም ውሽጢ ናይ 2018ዓ/ም በቲ ዘርፍ ዝተሓዳሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ቁፅር ንመቅረባያይነት ካርድን ዝተሓደሰ ኮፒን ቫት ሰትፍኬትን ክተታሓሕዙ ግድን'ዩ።
❖ ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ተወዳደርቲ ቫት ተመዝገብቲ ይኹኑ ቫት ዘይተመዝገቡ ክውዳደሩ ይኸእሉ እዮም።
❖ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ ናይ ቫት ሰርቲፍኬት ክተታሓሕዙ ግድን'ዩ።
❖ ተወዳደርቲ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም እቲ ዝምላእ ነፀላ ዋጋ ናይ ቫት ዋጋ ሓውስኩም ክትመልኡ ኣለኩም
❖ ናይ ቫት ሪፖርት ናይ ነሓሰ ወርሒ 2017 ክተቅርቡ ኣለኩም፡፡
❖ ተወዳደርቲ እቲ ዝምላእ ዋጋ ናይ ትራንስፖርት ኣብ መብርሂ ዝተገለፀ ቦታ ኣብ ግምት ኣእትኹም ክትመልኡ ኣለኩም ፡፡
❖ ኣብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መወዳደሪ ፎርሚ ፊርማን ማህተምን ወቒዕኩም ክተእትዉ ግድን'ዩ።
❖ እቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤ/ፅ/ትልምን ፋይናንስ ወ/ፅራእ ወምበርታ ከተማ ኣጉላዕ ይርከብ፡፡
❖ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 07/02/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/02/2018ዓ/ም
❖ ፕሮፎርማ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/02/2018 ዓ/ም ስዓት 4:00 ቅ/ሰዓት
❖ ፕሮፎርማ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 14/02/2018ዓ/ም ስዓት 4:30 ቅ/ሰዓት
❖ ሰዓራይ ዝኾነ መቕረባይ/ነጋዳ/ ሰዓራይ ምኳኑ ምስ ፈለጠ ምስ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ውዕሊ ኣስሩ መኸበሪ ውዕሊ ከትሕዝ ምዃኑ ክፈልጥ ይግባእ፡፡
❖ ኣብዚ ሰነድ ዝተጠቐሰ ናይቶም ንብረታት በዝሒ ኣብ ግዝኢት ክሳብ 20% /ሚኢታዊ/ ክዉስኽ ወይ ድማ ክቕንስ ይኽእል።
❖ ሰዓራይ ዝኾነ መቕረባይ/ነጋዳ/ ሰዓራይ ምኳኑ ምስ ፈለጠ ምስ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ውዕሊ ኣስሩ መኸበሪ ውዕሊ ከትሕዝ ምዃኑ ክፈልጥ ይግባእ፡፡
❖ እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ሰነድ እዚ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል
❖ ኣብዚ ቅጥዒ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እንተሃልይዎ ድማ ፊርማ ናይ በዓል ዋና ክህልዎ ይግባእ
❖ ሰዓራይ ዘቅርቦ ንብረት ብኦርጅናል ምዃኖም ክፍልጥ ኣለዎ፣ብተወሳኪ ድማ ሰዓራይ ምዃኑ ካብ ዝፈለጠሉ/ኦርድር ካብ ዝትውሃበሉ/ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10' ተከታታሊ መዓልታት ከቅርብ ዝክእል ምዃኑ ክፈልጥ ይግባእ፡፡
❖ ሰዓራይ ዘቕርቦ ንብረት ኣብቲ ዝተነፀረሉ ቦታ ኣታዊ ምስ ገበረ ፅሬቱ ብስፐስፍኬሽን መሰረት ብበዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ክፍልት ክሓትት ይኸእል ምዃኑ ነፍልጥ፡፡
❖ ኣብዚ ፕሮፎርማ እዚዝተመልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን15' ማዓልታት ኮይኑ። ድሕሪኡ ንዝቀርብ ትእዛዝ ተቀባልነት የብሉን።
ንተወሳኪ ሓበሬታ፡- ቁፅሪ 0914279411